Waka TM: New Eritrean comedy 2024 (Bahlawi mehresi) by Dawit Eyob ባህላዊ መሕረሲ ብ ዳዊት እዮብ

132,447
0
Published 2024-07-08
Selam this is Waka TM: New Eritrean comedy 2024 (Bahlawi mehresi) by Dawit Eyob ባህላዊ መሕረሲ ብ ዳዊት እዮብ enjoy it. and always refining our work to take the fastly growing Eritrea's entertainment to a new level, Waka TM will continue to feed you all the comedy, music, drama, and all kinds of fun and art. Enjoy - like our videos, engage - let us know your comments and share them with your beloved ones on Facebook, Instagram, Twitter, Tiktok and anywhere you like. Peace, and stay safe, and stay healthy. Follow us on 👉👉 Facebook for more 👇. Facebook: www.facebook.com/Waka.art.TM/ #WakaTM#Eritrea#EriteanComedy#EritreanFilm
.
.
.
..
.
.
.
.
.
.
.
#eritrea#asmara#artist#dawiteyob #eritreanfilm#eritreanfilmproduction#ertreanmovie#eritreanphotography#eritreanbeauty#habesha#haneshabeauty#africa#entertainment#drama

All Comments (21)
  • @Lularichmond
    Great work Dawit and all. God bless Eritrea deqi adey shikorinatat.
  • ሃለውለው እንታይ እዩ ዚ ሕጂ ትብላዕ ኣላ ጌርካዮ ግዜን ክብርን ሂብካ ስርሓዮ ዳዊት ተሰልችወና ኣለካ
  • @lahmas
    ናይዞም good ትብልዎ ዘለኹም ኣብ ጉድጓድ እተዉ ግደፉ ባ ኣይተራስንዎ ገለ ሞያ ተቀይረ ዋላ ፈላጺ ዕንጨይቲ ይኹን ካብዚ ሞያ ጥራሕ ይታኣለ 🙄🙄
  • በዓል ማግኔት ስራሓውትካ ዝረኣየት ዓይንስ ነዚ ሃለውለው ከመይ ክንርኢ ሕልናና ይቅበሎ!
  • ሃለውሎው ዘየለ ኣብ ሕብረተሰብ። ኣደታትና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ብኽብሪ የን ዘሕርሳ ነይረን
  • @HuopmTrds
    መርዚ ሕብረተሰብ ድምሱስ እንታይ ዩ ክመሃር እዚ ሰብ ካብዚ እዚ ዳዊት ኢዮብ ዝበሃል ሰብ ቆላሕታ ይገበረሉ? ኣብዛ ሓሳብ ትሰማማዕ ላይክ ርገጽ
  • @Bsrey-ys3tz
    ዳዊት ሃላው ኣነስ ብቀደምካ ዩ ድርሰትካ ዘይስሕበኒ ኣጃው
  • ዳዊት እዮብ እዚ ኮሚዲ ኣይኮነን ኣብ ስራሕ ኣምላኽ ምእታው እዩ ሓደ ነገር ክነግረካ ግን እዚ ናትኻ ኮሚዲ ኣይኮነን፣ ሓጎስ ሱዚኒኖ እንተ ዝቅጽል ክሳብ ሕጂ ብናትካ ኮሚዲ ኣይኮናን ክንስሕቅ ዝርአልካ ከማን ኣይምሃለወን ሓጎስ ሱዚኒኖ እኮ ከም ሽሙ ሓጎስ እዩ። እዚ ናትካ ግን ሃለውለው በዚሕዎ ዋኣ ግን ድሓን ፈውሲ ጭንቀት ይኮነና እዩ ክምስ መበሊ፤፤ድሕሪ ሱዚኒኖ ኮሚዲ፣ ፊልም፣ ደርፊ፣ስታንዳብ ኮሚዲ ወዘተ..... ጥዑም ሓሊፉ 😢😊 ሳዲያጎ 😊
  • @luwambeyn1051
    Bejaka befetari kelmenka hemak serah Aytsrah😭😭😭
  • @FyoriNatu
    ዳዊት እዚስ ኣይግድን ኮሜዲ ኣይኮንንን ዘይ ባህልና
  • @user-qy8fx6lp5h
    ንሰኩ ዘይኮንኩ ሕሙማት ንሕና ኢና ንሃለውለውኩ 50 ደቂቅ ከሰርና ንርኢ እዋእ
  • ክሰምዕዎ እዮም ገንዘበይ ጥራሕ የኽዕብት እልካ ንሕብረተሰብ ዘይጠቅም ብዕሉግ ኣምሃህራ ተገደፍክሞ ምሓሸኩም ኮሜድይ ቀደም ነይሩ ናይ ዓል ስዚንኖ ንኽትሪኦ ትህንጠ ናትኩም ካኣ ምዓስ እዮም ዘቃርጽዎ ኢልካ ጸሎት ትገብር
  • @lijsantina4745
    እምባይ ዳዊት ሕማቅ ኣለካ እንታይ ጌርናካ ግን ብሓይሊ ጽልኡኒ ትብለና
  • @user-ed8dx1uv6e
    Ezi filim aykonen entay tmhrtu eyu ezi so bkbretka awrda ezi srah aykonen ageb, ezom xbuk tblu zelekum ka tegagikum aytegagywo please 😭😭😭
  • @bereokbas6594
    ጊሓት ጊሓት ትርጉም ኣልቦ ዝኾነ ኸም ቃንጥሻ ቦቁሉ ዝሓድር ስርሓት ሒዝካ ክትመጽእ !! ኽብሪ ታዓዘብቲ እንተዘይብልካ ቁሩብ ኽብሪ ጥበብ የብልካን ዳዊት???? እንታይ እዩ እዚ?? ዓጃው ሰብ ዉን ተረካቢ ዘረባ ይሞልቖ እዩ:: ናትኻ ግን: ሕማም ክኸወን ኣለዎ:: ኻብ ተራ ዘረባ ዝሓምቕ ፈጠራ የብሉ:: ትምህርቲ የብሉ :: መስሓቕ የብሉ:: መጕሃዪ!!! እንታይ ከምንብሎ እኮ ጠፊእና ኣሎ:: ዳሓን ብህዝብን ስነ-ጥበብን ትጻወቶ ዘለኻ :ጽባሕ ከቢድ ዋጋ ከኽፍለካ እዩ:: 😢
  • @Alexhabtay
    ቪውስ ምርኣይ እንበር ኮመንት ምንባብ ገዲፍዎ እዩ ስለዚ ዲስ ላይክ ምግባር ይሓይሽ ።