Gere Emun Part 187 | ገሬ እሙን ክፋል 187

Published 2024-07-28
ገሬ እሙን አፖልኬሽን DOWNLOAD play.google.com/store/apps/details?id=com.ccl.gere…

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment YouTube Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

All Comments (21)
  • @amanema-z5p
    ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ ኣበይ ኣለኩም ደቂ ሪመይ ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልወና ❤🙏
  • @KiyaHafi
    ዛሬ ልደቴ ነው ተመስገን 21ሓምለ ፍሊቲ እያ ንዓይ 🙏❤እንኳዕ ኣብፀሐኩም 🙌
  • @Sinksar605
    ትጋሩ ኣሕዋተይ ዓይኒ ጸላኢኩም ይደፈን🇪🇷❤
  • @romanatsimu9460
    እካዓ ለቕድስት ደንግል ማርዬም ወርሓዊ ባዓል ኣብፀሐና ደቅዓበይቲ
  • @Adhin629
    ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ ናይ ሎሚ ፡ ኣብ ስደት እቲ 50ካብ ሚእቲ ሰባት ንነብሶምን ስድሮኦምን ረሲዐምን ኣብ ፈቆዶ ሓሽሽን መስተን ምስ ኣተው ልዕሊ ክንደይ ዓመታት እዮም ካብ ወልፍታት ዘይወጹ ዘለው፡እቶም ንፋዓት ከኣ ንነብሶምን ስድርኦምን ኮይኖም ሲ ንሃገሮምን ንጹጉማትን ዝሕግዙ ውን ቡዙሓት እዮም።ስደት መምጸኪኻ ግን ዕላማኻ ሃሪምካ ኣይኮነን፡ እንዳ ገርየ እሙን ተኸታተሊት ፊልሚ ድራማ ብጣዕሚ ንፋዓት ንሰባት ትሙሁሩን ተዘናግዑን ምህላውኩም የመስግነኩምምም❤❤❤❤❤
  • @meri.Tgraweyti
    ተጋሩ💛❤ሰስኑ እቓዓ ጣፍ ኹሉኑ ይፈትወኹም'የ ተጋሩዋይ😊ወላዲት ኣምላኽ ታሓልወና ብቢዘለናዮ😊መኸራ ህዝብና💛❤ኣብቒዑ ትንሳኤ ሃገረ ትግራይና💛❤የርእየና ናይ ቅዱሳን ኣምላኽ ብሩኽ ሰንበት😊
  • @Dolar1219
    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ ሽኮር😊 አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፍፁም ሰላም ትግበረልና እንኳዕ አብፅሐኩም አብፅሐና ደቂ ተዋህዶ❤
  • @user-pd3np7bw5y
    ኣብ ስደት ዘለኩም ድግል ማርያም ትሓልኩም ኣሜን ዝበለ ይኩነሉ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
  • @user-rs8dz6wr2e
    ድንግል ማርያም ትሓልክም 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
  • @letishkebede5965
    ተጋሩዋኒ ፅርያት ፈጥረት እስኪ ብስም Tdf Like ግበሩ❤❤
  • @AwetBerhe-xm1ju
    ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣብ ስደት ዘለኩም ብሰላም ናብ ናብታ ምውቅቲ ገዛኩም ትምለስኩም ባዕላ ድንግል ማርያም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለኩም ሰናይ ክራማት ይኩነልኩም ኣብ ሕክምና ዘለኩም ብፆተይ ሩሑስ ሰንበት ይኩነልኩም ካብ ሓውኩም ብፃይኩ ተጋዳላይ ዓወት ንትግራይ እለ ኣካለይ እተጎደልኩ ምንም ኣይ መስለንን እዩ ሃገረ ትግራይ ንቅዲሚት ❤❤💛💛
  • እንዳ ገሬ እሙን ኣድነቅቲ ኣብይ ኣለኩም 21 እመቤታችን ኣብ ዘለኩሙሉ ኩሉ እመቤታችን ትሓልኩም
  • @SanaKhan-lr8gg
    ካብ ወፂእካ ምትራፍ ይምሓረና ኣሕዋተይ ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልይኩም🙏🙏🙏
  • @aasaas7284
    ማርያም ምስ ኩላትና ትኩን ተጋሩዋይ 21💒❤❤❤
  • @hanayemaryam12
    እንዳ ገሬ እሙን እኳዕ ዳሓን መፃኹም ወላዲተ አምላክ ባማላድነታ ምስ ፍቁር ወዳ ክታታዓርቐና ንምሕፀና ሰናይ ሰሙን ይግበረልና አሜን ❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም
  • ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለካ ዓይኒ ጸላኢካ ይደፈን መዋእልካ መዋእል ሓጺን እንጀራካ ሰፊሕ ይኩን ።ብዝኮነ ጥዕምቲ ፊልም ምስ ምቁራት ተዋሳእቲ🎉🎉❤❤
  • @user-ds3bl2ze1k
    አረ ለኣያጆኮር ግጭይዎም ናፊቆምና ነይሮም❤❤❤
  • @user-pf5lo1zt7f
    😂😂😂😂 ከምሎሚ ሲሐቀ ኣይፈልጥን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ አንዳ ገሬ አሙን
  • @gullala4624
    ተከስተ ወድካ አምፀእልና ትብሉ 😂😂
  • @user-iv3ou9ug1o
    ድንግል ማርያም እናቴ 21 ሓላዊትና ትኩን ንኩላትና ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏