ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #24

24,545
0
Published 2024-07-28

All Comments (21)
  • @PaemllaPamu
    ነዞም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ትርእዩ ዘለኩም ግፋ ክንጅምር ኢና።ነብስካ ፈትሽ ኩልካ።
  • @onelove2718
    ሎግቢባ ሓቢቢ ብትኽክል ኢካ ሙቁር ኣይትውሓደና ዘለካ ግዜ ቆናጭልካስ ኣይትጥፍኣና ድኣ ሓውካ one love የ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ። ✌❤✌
  • Logbiba ዓርከይ እንቓዕ መጻኻ ሓቢቢ ሰልችይኒ ጸኒሑ ብዝኾነ ዋዛ ምስ ቁመነገር ዩ ። ታሪኽ ህይወት ናይ ህቡባት ሰባት ከመይ ገይሮም ተዓዊቶም ከላይ ኣምጻልና ሓቢቢ ።
  • ሉኡለይ ድዑለይ ሉኡለይ ድዱዐይ ተሞያታ ቅበራ ተዘይሞይታ ሳሓቀለይ ጽርፍ ተበልኩካ ክጻወት እንዳኣለይ ሓቂ ከይመስለካ ኩርይ ከይትብለለይ ግና ኸ ሉኡለይ ዱዑለይ ገንዝብ ሓውለለይ ከይብለካ ኣይትሰከፍ ፓውንድ ስደደለይ ዘለኻዮ ሰሚዐ ሃለዋት ዘይብሉ ናብራ ጽምዋ ዝመሎኦ ዘየቀራረብ ስፍራ ለይቲ ከም ትወፍር ክትምእርር እንጌራ ኣለይመለይ ክትብል ዝገደፍካዮም ስድራ ነብስኻ ከምዘረሳዕካ ክተተግብር ሓደራ ሰሚዐ ሉኡለይ ኣብ ሃለኽለክ ከምዘለካ እንተ ኣነ ግን ኣይብልንየ ሓውለለይ ሉኡለይ ድዑለይ ገንዘብ ስደደለይ ተስፋኻ ያኣኽልዩ ተስፋ እዚ ዘመን ተስፋ ትንስፋስዩ ገንዘብዩ ዘይእመን ቀጽለሉ ጥራይ ተስፋ ሃቦ ነዚ ወለዶ ተስፋዩ ዘድልዮ ክበጽሕ ኪኖ ማዕዶ መታን ጽባሕ ክሓይሽ ካብ ሎሚ በዚኣ ኳ ትትስእ ትበራበር ካብ ዓሚ ስለዚ ቀጽል ኣታ ወዲ ዓቲብካ ስርሓሉ ክንደይ ኣሎ ዝጽበየካ ሳዓትካ ሓልዩ 🎉❤ መንዩ ሓውለልይ ዝብል ካኣ ከይትብለኒ ክትህፍትም ጽበይካ ዘለኹ ዘመድካየ ሉኡለይ ድዑለይ🎉🎉🎉
  • ልዑል ከም ስሙ ሰበይቲ ንእስነተይ ሲኢነያ ሰበይቲ እማተይ ይሓቁፍ ኣለኩ❤ ዋይ ናተይ ዕድል ክሓስም
  • You are a true mind therapist! Keep up the great work! Did you know that you could be the reason for lifting souls out of depression? You are truly blessed with unparalleled humor and a profound understanding of life.
  • ኣሎ ሓቀኛ ፍቕሪ። ግን ብቑጽሪ ኣዝዪ ዉሑድ እዪ። እቲ ጸገም ክኣ ኣብ ድልያ መጻምዲ እዩ። ብፍላይ ኣባና ስደት ዘስዓቦ መኽንየቱ ዝበዘሐ ሰብ ዕድሙኡ ስለዝኣኸለ ፡ ጽምዋ ስለዘለዎ ፡ ክወልድ ስለዝደሊ፡ ወይውን ዝተፈላለየ ረብሓ በዚ ዝተመስረተ ሐዳር ፍቕሪ ይጉልበብ እሞ እቲ ስምዒት ይጎድል በዚ ድማ ሓቀኛ ፍቕሪ የለን ይበሃል ። ገለ ድማ ሓደ ካብቶም መጻምድቲ ኣዝዪ ጥሉቕ ፍቕሪ ዘለዎ ይኸውን እሞ እቲ ካልኣይ መጻምዲ ከኣ ሓዳር ንኽገብር ወይ ውን ዉሉዱ/ዳ ኢሎም ይነብሩ በዚ ድማ ስምዒት ይጎድል እሞ ፍቕሪ የለን ይበሃል ። እሞ እቲ ሓቀኛ ፍቕሪ ድኣ ከመይ ዝበለ እቲ ሳሕቲ ዝፍጠር ምቁር ፍቕሪ ከኣ ብዘይ ዝኾነ ረብሓ ዝደላለዩ ፍቕራዊ ስምዒት ዘለዋም ጠባያቶም ድማ ዝፋተው ሓቀኛ ሰምዒት ወላዉን ሽግር ዕድመ ወላድ እንተመጸ ዘይልወጥ ስምዒት ። እቲ ሓቀኛ ፍቕሪ ከተስተማቕር ግን ግዜ ሂብካ ነቲ ሓቀኛ መጻምድኻ ድለዮ።
  • ኣነ ፍቅሪ ኣሎ ኢለ ይሓስብ መብዛሕትኡ ሰብ ኣንጻር ጾታ ፍቅሪ ይደሊ እሞ ዝኮነ ርክብ ምስ ገበረ ምስ ሓንቲ ጋል ሃነይነይታ ይሕዞ እሞ ናይ ብሓቂ ዘፍቀረ ይመስሎ ፍቅሪ ከም ሓደጋ እዩ ሃንደበት እዩ ዝመጻካ ሓቀኛ ፍቅሪ ከም ጽሉል እዩ ዝገብረካ ዘየቃርጽ ፈልፋሎ እዩ ስለዚ ንፍቅሪ ክንጽበዮ ኣለና ብመደብ ዝመጽእ ኣይኮነን ❤
  • @FinanYoseif
    ❤❤❤❤🎉🎉 ውጽእ ካይበለት 1st ኣንታ ኣነሲ ክቅልጥፍ ምሽ ዶ 😂😂😂😂
  • ልኡል ሓቢቢ መጽሓፍ ናይ ሰንበት እንቃዕ ብሰላም መጻእካ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
  • ሎጊ ሓወይ ንፍቅሪ ንሰብ ስለ ተስፋ ትህበ መግቢ ናይ ኣእምሮ ስለ ትልግስ እየ ናገየኹ ዝመጻካ ብዝተኻእለካ ክብሪ ዝህበካ ስራሕ ክትሰርሕ ይላቦወካ ጥበብ ይሃበካ ፈጣሪ
  • ናይ መወድእታ ጥቅሲ ኣንቴናካ ዝትንክፍ ብሓቂ 😊❤
  • ኣብዚኣ ናይ ዳህላክ ዝበለታ ከም ድሌትክን ውጻ ዙራ ጀርራ , , ግን ብዛዕባ እቲ ዝሓለፍክንኦ ኣይትዛረባ ዋላ ኣይትፖስታ ,ኣብ ዓለም 80% ጓል ክትዘውር ክትጅርር ኣየጸብቐላን ኢዩ ናይ መወዳእታ ምርጫ ብእኡ ዝፍታሕ ጉዳይ እንተለዋ እንተዘይ ኮይኑ ዳህላክ ግን ንኽዞራ ትጉስጉስ ዘላ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ጓል ማዕረ ወዲ ክትከውን ኣይትኽእልን ኢያ ጽንሕ ኢላስ ካብዝተፈላለዩ ኣወዳት ውለዳ ክትብል ኢያ እዚኣ እያ ተሪፋታ
  • @BerhaneTomas
    Thanksss logbiba natey. 💯💯💯 btaimi xbuk medeb keep it up bro
  • kexbyka kebal,mesah Raseuo logbiba hebibi kenthsaseb ena ❤❤❤ gen ::
  • ሎግቢባ ትዱንግየና ኣለኻ ምንጪ ሰሓቀይ ኢኻ ❤❤❤🎉🎉ኦርጅናል ወዲ ሹቅ ኢኻ
  • ሎግቢባ ሓወይ ቀደም ዘዚ ሓዝኩዋ ዶና ይምንጠል ኔረ ሕጂ ግን ነዓኻ ክከታተል ምስ ጀመርኩ ክምንጥል ጀሚረ እዛ መንጢሎምና ክንምንጥለኩም ኣነ ኣብ መዓላ ኣብጺሐያ እየ thanks bro ክፈትወካ መዓት እየ መግለጺ ኣልቦ ቀጽሎ ❤❤❤❤❤
  • Logbiba habibi ane mara eye zednqeke fetari tna yhabka kexlo❤❤❤❤