Kemalatkum - New Ethiopian tigrigna comedy - Amel - ኣመል - part 4 (full) 2019

2019-09-01に共有
Kemalatkum - New Ethiopian tigrigna comedy - Amel - ኣመል - part 4 (full) 2019
© Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
#gereemun Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries

コメント (21)
  • ወይ ኣማን ትገብሮለካ ስሓቅ ቃትልካና ኮ ኣይትሰኣኑ ደቂ ትግራይ ኩሑሎ ማዓረይ
  • ብጠሚ ፅብቅ ስራሕ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ጀጋኑ ኣጆኩም ቀፅሉሉ
  • ገረየ እሙን ዘረእየ ዓይኑ ይብራህ ተፀብይ እይግበርካ ንፅበ አለና
  • ውውውወ እንቋዕ ደሓን መጸኩም ታጋሩ የሕዋትይ፣ብሓቂ ጽብቅቲ ኮምዲ፣ሓውኩም ካብ ሰሜን ኤርትራ ኢየ
  • ዓወት ካሕሳይ ኣጆካ ካባካ ብዙሕ ኢና ንፅብ ንዕብያት ትግርኛ ትገበርወለኩም ሰራሕ ዝናኣድ እዩ
  • ያ ታ ኣነ ነዛ ሊድያ ዓቢደላ ድየ ገለ ሲንግል ዶ ትኸውን?? ብሩኽ ሰንበት ከኣ ይግበሮ & like ከኣ ኣግርጭው ተጋሩ ምቁራት
  • ሰይርኪ ኣንቲ ዓወተይ እዚ ባቡ ክክክክ ሞይተ ሰሓቅ
  • ፕሊስ ናብ ቤተክርስትያን ስረ ገይርክን ኣትኪዳ 😥😥😥
  • 💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗ደቂ ትግራይ ማዓረይ 🙏🙏ክፈትወኩም ማዓት እየ 💗💗
  • ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ኣሕዋት ውይይ ኣሹ ባህጉ ቀቲልካ ነይሩ ክክክክክ
  • ዓወት ሓላል ከም ከመይ ድየ ዝፈትወካ ኩላትኩም ተዋሳእቲ በርትዑ
  • ዓወት ድርሰትካ ምስ ግዝያዊ ኩነታት ክኸይድ ኣለዎ። ብዝተረፈ ጽቡቅ እዩ። ኣቱም ገርየ እሙን ደንጉዩና ትብሉ ዘለኩም ግን ብጣዕሚ እየ ብኣካትኩም ዝሓዝን። ምክንያቱ ንቶም ተዋሳእትን ደረስትን እናሓሰብኩም እዙይ ኣመል እምበር ገርየ እሙን ኣይኮነን። ስለዚ ንስካትኩም ብቱ ደራስን ተዋሳእትን ዘለውዎ ቦታሞ ኩኑ እንታይ ከምዝስመዐኩም ባዕሉ ሓንጎልኩም እንታይ ከምዝሓስብ ክነግረኩም እዩ። ስለዚ እንተኪኢልኩም ተባቡዑ ኣይኮነን ሪኢኩም ሰላሕ ኢልኩም ትወጹ እንታይ ኣምጸኦ ትርፊ ዘረባ።
  • ደቂ ትግራይ ማዓረይ ኣኣብ ዘለኩሞ ኣሳልጦ ኣብ ስራሕኩም ፍረ ይሃብኩም ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም እንዳ መረሳ ካዓ
  • ክርስቶስ እየሱስ ንደቂ መዛሙርቱ ከምዚ ኢልውም:: ኺዱ እና ብ ዝደለይዎ ብናይባዕሎም ቋንቋ ስበኽዎም ኣምህርዎም ኢልዎም ::!!! ናይ ናፅነት፥ ናይ ለዋህ፥ ናይ ለጋስ፥ ናይ ፍቅሪ ፥ናይ የሰላም ዝኾነ ኣምላኽናን ኣቦናን ጉዋሳናን ንጉስናን ፈጣሪናን ሥላሴ ይርደአና ፈጢኑ ፈጢኑ መላእኽቱን ሊኢኹ ይርደአና ኩሉን ዝርእን ኩሉ ዝፈልጥን ኣምላኽና ዝፈጠረና እግዚኣቢሔር እስትፋስናን ኩሉ ነገርናን ዝኾነ ንጉስና ኣማኑኤል ብሓቂ ይርደአና ካብ ዘለናዮ ጭንቀትን ስቃይን የውፀአና የድሕነና ኹሉን ነገር ዝፈልጥ ፀገምናን ዝርዳእ ለዋህ ኣምላኽ መፂኡ ሰራዊቱን ሊኢኹ ይርደአና!!! ብሓቂ እውን ክረድአና እዩ! ናይ ምርዳእ ባህርዩ እዩ እሞ ኣሜን ፫:: ናይ ኩሉ ኣዛዚ ዝኾነ ኣምላኽና እግዚኣቢሔር ናይ ልብና ሰናይ ድልየትና ይሃበና የስምረልና የሳልጠልና የከናውነልና ንኹልና እውን ኣብ ዘለናዮ ሰላምን ምኽብባርን ምስትውዓልን ጥበብን በጎነትን ሰናይ ስነ ግብርን ምትሕልላይን ርህሩህ ልብን ይሃበና! ቋንቋ ዝሃበና ፈጣሪና ብቢ ቋንቋና ክንማሃርን ክነገልግልን ክንግልገልን ወንጌል ክስበኸልናን ብቋንቋና ቅዳሴ ክግበርን ክንዝምርን ክነወድስን ብቢ ዝደለናዮ ብቋንቋና ክንፅልን ተዋሕዶ ኦርቶዶክስ ዝኾነት ብዝርደአና ብናይ ባዕልና ቋንቋ ቤተኽርስትያን ንኽንኸፍት ኣምላኽና ይርደአና ብሓቂ ከም ሓጥያትና ከይኮነስ ከም ሔርነቱ ከም ርህራሄኡ ከም ለጋስነቱ ይርደአና ካብ ውሽጢ ግዝኣት ሱር የውፀአና የድሕነና ካብ ጭቆና የድሕነና ካብ ሓጥያት ይሰውረና ካብ ሰይጣን ግዝኣት ይሰውረና! ብናፅነት ብኽብሪ ብሰላም ብምክብባር ብሓጎስ ብፅድቂ ክንነብር ይግበረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን::::
  • Well com Deqi Tigrai Shikorinatat love I am from Eritrea but I love you more Tegaru Yehwatey I am proud of you guys just Continue
  • Wewww betamy ekem des etbilyu sekrnatat ❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍
  • ኣነስ ዓቕሚ እንዳ ሓጸረኒ እምበር ዝረኸብክዎ ገንዘብ ኣብ ሽጉራትን ጽጉማትን ከውዕሎ ኢየ ዝደሊ ምባልኪ ናይ ብሓቂ ኣድኒቐኪ ሓፍተይ ኣጆኺ ፈጣሪ ንኹሉ ይሕግዘካ ኢዩ ኣነ ውን ከምዚ ከማኺ ጽጉማት ክሕግዝ ኢየ ዝደሊ ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ ኣሕዋት ቀጽልዎ!!!