Kemalatkum - New Ethiopian tigrigna comedy fara mekera part 3 (full) 2019

Publicado 2019-02-22
Kemalatkum - ብዓወት ካሕሳይ - ፋራ መከራ - ተኸታታሊ ድራማ ትግርኛ 3 ይ ክፋል Comedy Sitcom (FULL) 2019
© Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
ፋራ መከራ ተኸታታሊ ድራማ ትግርኛ Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries

Todos los comentarios (21)
  • @malhabib357
    ኣሹ ናይ ሕማመይ ወዲ ትግራይ ማዓረይ ኣድነቅቲ ኣሹ ላይክ♥️👍🏿👍🏿
  • ዘጊነተይ ኤሪትራዋይ። ቃንቃይ ቲግሪኛ። መንነተይ ትግራዋይ። ትውልደይ ካብ ወዲ ድግና ። ሃግረይ ብደም ኣቦታተይ ሃኒጸማ። ፥ ኣነስ ማራ እየ ዝፈትወም ነዞም ኣሕዋተይ ረኣዩ ስምሮቶም ዘይደልዩ ዘይ ናቶም ዘይህቡ ናቶም ። ዘይሰዓሩ ንድሕሪት ዘይብሉ ብመንነቶም ። ፥ ሓቂ ዝዛረቡ ናትና ዘይብሉ ከም ኣድጊ ኣምሓራይ ዘይናቶም። ፍቕሪ ዝመልአ ዚበቶም ። እታይ እሞ ሕጂ እዶሞ መሽረፍት ረቢሳቶም። ዘይጸዓዱ ህዝቢ ድሕር ዘይብሉ ብመንነቶም። ትግራይ በሉለይ ትግራይ ካለኣይቲ ዕዳደይ ሓላል ሓለፋ ኩላቶም ። ትግራዋይ በዓል ስረ ኣብ ቁርጺ እዋን ተመዓራረ. .......... ኣቲ ውዲ ። ፥ትግራወት ኣሕዋተይ ክትርድእዋ ዘለኩም ሓንቲ ነግር ግን!!!!!? ፥ትግራይ ማለት ናትኩም ዓዲ እዩ። ትግራውነት ማለት ግን መንነት እዩ ። ስለዚ ትግራወት ንኩሉና እዩ ዝብጸሓና። ይርደኣኒ ኣብዝሕ ክንመሃር !!!!! ናብነት ፥ ሰበቲ -ኣንስቲ ሰባይ - ኣሰቡት ሰብ - ሰባት ትግሪኛ - ተጋሩ!!!!!!!!። ተረዲኣትኩም ክትከውን ተስፋለኒ ።
  • @user-fj4sw9hi8c
    ሰዋ ዝናፈቆ ላይክክ ፣ኣሹየ በዓል ደርጊ ሰኒ
  • @user-eu2pb9lw8f
    ናሎሚ ሽጉርትስ ውነ የብሉይ ኣየ ኣሹ😁😁ደቂ ዓደይ መቕሰናት
  • @samisamuel47
    ያ ሕጂ ስደድዋ ለለ ጀምዓይ from Eritrea
  • @user-nf9wk2fw4s
    ዓወት ሽኮሪና ኣድናቂትካ እየ ኩሎኩም ደቂ ትግራይ ሰላም ናዓኩም ፍትውትው
  • @Rut96969
    ትግራዋይ ዝፈትው subscribe ኣጋራጭውኒ👈
  • @user-ny3dj3ho3j
    ክክክክክ ፊፍ ትብል ዘለካ ሰብአይ ኣፅሊኢካኒ ክሞት ኢለ መቅሰን ፅቡቕ ስራሕ ዩ ቀፅልዎ ደቂታ ሓላል መሬት ሃሃሃ ናሎሚ ሽጉርትስ ውነ የብሉን 😂😂ኣየ ኣሹ መቕሰናት ሂወት እስኪ ላይክ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ መዓረይ
  • @kanyohaye
    እታ ዕብዲትን እቲ ደላልን ብጣዕሚ ይፅልካ መሰልቸውቲ እዬም ተኪኢልኩም ኣውፅዎም:: ብጣዕሚ ይፅልኡካ !!ብጠቃላሊ ግን ጎበዛት በርትዑ ኣጆክም ናትና!!!
  • @bsrattedros3451
    Awetey shikor xbuk srah GBU 💛💚💙💖🇪🇷✌🇪🇹💛💚💖
  • ፊፍ ትብል ዘለካ ሰባኣይ ኣፅሊኢካኒ ክትሞት እቶም ካላኦት እሞ ብሳሓቅ ቀፅሉሉ
  • @dawitm.841
    I can’t wait guys. Enqe bedahan matsakum ahewat ... hawkum Eritrean kab America.
  • @fthwirufta3682
    Kkkkkk awet kahsay and ashu kemu ewen ezi susss zbel zelon thanks
  • @shabaylegese3911
    Welcome Ethiopia yhwatey edmen tenan yhabkum fatari ajokum from Eritrea
  • @user-pn7sj1hp6w
    ናይ ብሓቂ ተጋሩ ከም ሎሚ ኣይትሓጎስኩልኩምን ስሒቐ ኣጆኩም
  • @user-il5zb6ts5o
    ክክክክክ እክልዋይ ቸጊርኒ ታይ ኮይንኪ ዕንበባዋይ ስብኣይ ስኢነ እንዳበለት ኔራስ ክክክ ሕጂ ንገሬ ዓፅ ዓፅ ትብሎ ኣላ ክክክክክ ብዝኮነ ቀፅልሉ
  • ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ዓደይ ፅቡቅ ኣለኩም ቀፅሉሉ ዋ እዚ ነፍጣም ደላሊ ከዉልዎ ኤፉ ከፅለአካ