# ተቓፂለ ሞይተ ነይረ።ፍሉይ ምድላው በዓል ልደት ኣብ መደብ ተኣምራያውን ምስ ምቅርትን ለባምን ህፃን ቃል ኪዳን ካልኣዩ (part 8)

65,560
0
Published 2024-01-07
share..like ..subscribe ብምግባር መድባትና ይከታተሉ ቤተሰብና ይኹኑ።

All Comments (21)
  • @hcin8827
    እዚ መደብ እዚ ብምጅማሩ ከምዚ ከማይ ደሰ ዝበሎ ኣሎ ዶ ቀፅሉሉ ምጭዋተይ እንኳዕ ካኣ ንኣምላክናን መድሓኒናን እየሱስ ክርሰቶስ ልደት ብሰላም ኣብፀሓኩም ንኩሉኩም ህዝበ ክርሰትያን ❤❤❤
  • @user-sp4dw5bu5x
    ቀፅልሉ ብጣዓሚ ከሚዚ ክጅመር ኣብ ትግራይ ዓደይ ሕልሚ ነይሩኒ እና ብጣዕሚ ደስ ኢለ 🎉🎉
  • @tdfhoney9161
    ዳንዋይ ጎበዝ ቀጽለሉ ጅግና እዞም ህጻናት ተስፋ ጽባሕ እዩም ክንሕብሮም ይግባእውይ በማርያም ተአምራዊት ቆልዓ እያ አብዚ ዕድመአ ከመዝይ ዓይነት አተሓሰስባ ምህላዋ ዘደንቅ እዩ በእውነት ♥♥♥♥♥♥♥
  • @user-sd8fw7ll9r
    እንካዕ አብፀሐኩም ህዝበይ ዓደይ ❤ ሸኮረይ ዝኮነት ቆልዓ ኣብ ላዕሊ ደረጃ ይብፅሕኪ 💛😍
  • @user-sp4dw5bu5x
    ሩሑስ ባዓል ናይ ኣምላክናን መዳሓኒናን ልደተ ኢየሱስ ኩሩሰተስ❤🎉
  • @user-bq7mz3vf4m
    እንዃዕ አብፀሐኹም ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኹም 🙏✝️🕊❤️❤️
  • @hansaahanssa3230
    ተጋሩ እሕዋትና ነተባብዕ ንዕብዮ ልሎም ቅፅለሉ😘
  • እንኮዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋ ደስ ዝብል ሰራሕ እዩ ሉሎሞይ ሸኮር ኣነስ ክፎትየካ ማዓት ቀፁለሉ 🎉🎉🎉
  • @asayyeebyo182
    እንኳዕ ንብዓል ልደቱ ጎይታና መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ አብፀሐኩም/ና ኩልኹም ህዝበ ክርስትያን❤❤❤ ብጣዕሚ ጎበዝ ህፃን እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ❤❤❤❤
  • @Samib-
    ነዛ ፅሕፍቲ እዚኣ ተንብቡ ኣምላክ ገፁ ኣድናን ዓድናን የርአና ኣሕዋተይ ስደትና የሐፅሮ ናይ ግርማ ኣድ ኣቤተሰብ ኣብዚ ዘለኹም 😍 ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት🙏🙏🙏
  • እንኳዕ ኣብፅሐኩም ደቂ ምድረ ኣግኣዚት❤💛 ኣብ ፅቡቕ ደረጃ የብፅሕኺ ንቑሕት ህፃን🥰🕊
  • @YoDaha
    ልደት ውን ነክብርለና 2016 ዓመትና ኢና ምክንያቱ ጎይታ ካብ ዝውለድ ኢና ኣመተ ምህረት ተባሂሉ ምቁፃር ዝተጀመረ
  • @user-ox7hd8kh9y
    ኣታ ክንደይ ትምቅር እያ 🙏💖💖💖💖ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏💖💖💖💖💖💖💖💖
  • @user-pv4fd9lh2x
    ❤❤እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ ዳኒዋይ ዶሞ ቃፅሉሉ ❤❤
  • @kesntMazi-tj4qx
    ብጣዕሚ እዩ ዘገርም ኣነጋል ዓሰርተ ሓምሽተ ዕድመእየ ሞ ከማኺ ኣተሓሳስባ የሃበኒ😢🎉🎉🎉
  • @user-hb1vb8qm4q
    ፋዘር አይትናደድ አብ ገዛ ክንራዳዳእ ኢና 🥰🥰🥰🥰
  • @SalamSha-wl4tm
    ደስስስ ክብል ፕሮግራምካ ቀፅለሉ ዝሓወይ 😘😘😘💞💞💞💞💞💞🌿እቲ ፕሮግራም ሓሪፍ እዩ ኣነስ ደቢርኒ ነይሩ ለ ኣባካ እየ ዝዛናጋዕ🌿💞💞
  • @user-pw1jt6mr5g
    ፅብቕ መደብ ኣበርትዕኹም ቀፅልሉ ❤
  • @wediweyinking
    ሉሎም መደባትካ ብጣዕሚ ደስ በሃሊን መዘናገዕትን እዮም እና ራኢቶ ከዓ ኣለኒ ሪኢቶይ ኣይትንቀፎ ማለት ሸለል ኢልካ ሪኢካ ከምዘይረኣካ ኣይትሕለፎ ንሳ ንዝተጋገየቶ ነገር ንስካ መልሲ ክትህብ ኣለካ ንሳ ህፃን ስለዝኮነት ዝመስላን ዝፈለጠቶን ጥራሕ እያ ክትምልስ ትክእል እና ካብቲ ዝሓተትካያ ዘይመለሰቶ ዝከበዳ ነገር ባዕልካ ክተስተካክለላ ኣለካ ንስካ ክትምልሰላ ክተረድኣ ኣለካ ስቅ ኢልካ ብሰሓቅን ቀልድን ከይመለስካዮ እንተሓሊፍካ ግን እቶም ካብኣ ዝመሃሩ ህፃውንቲ ክፈልጥዎ ኣይክእሉን