New Ethiopian Tigrigna Comedy Tegbarna Part 16 2019

2019-10-08に共有
እንኳዓ ናብ ኮሽታ ኢንተርቲንመንት ብድሓን መጸኩም እዚ ናይ ኢንተርኔት ቴሌቪዥን መምሃርቲ መዛናግዕቲ መደባት ከምኡዉን እዋናዊ ዛዕባታትን ብቋንቋ ትግርኛ ሒዛትልኩም ተቕርብ።
SUBSCRIBE ብምግባር መደባትና ይከታተሉ፡፡

© Copyright: koshta Entertainment
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Welcome to Koshta Entertainment we bring you Entertainment, News and Educational Videos to you.
SUBSCRIBE and watch our program.

コメント (21)
  • I miss you ደቂ ትግራይ ከምዚኣ ምስ ትኾኑ ባህልኻን ቃንቃኻን ኢዩ ክብረትካ ክብታሓጋጎስ ኢና ሶ በርትዑ ኣጆኹም ጽቡቅ ስራሕ From Eritrea
  • እዘን ናአሽቱ ዝነበራ ቆልዑስ ጎቢዘን ዶ ሓቀይ ኣሹ ዓድለና እስከ ሓዲአን ክክክክክክክ
  • ኣስይ ተጋሩዋኒ ፍትውትው በቃ 😍😍😍😍
  • እሰይ ተጋርዎኒ💘💊💘 ፅሩያት ቀፅልሉ ደስ ዝብል ሰራሕ እዩ ትግርኛና ነዕቢይ💊💝💊🙏
  • ዌል ምቁራተይ እንኳዕ ብሰላይ መፃእኩም
  • ዌልካም ደቂ ትግራይ ፃእዳ ፍትውትው በቃ
  • Deki tegray mara kif alkum ane from eritrean tefa ka aleni gal tegray kemru like habuni deki tegry😍😍😍
  • እንቛዕ ዳሓን መፃኩም ሙቁራት ደቂ ዓደይ ሓላላት ኣነስ ኣደዋይ ናፍቀያ ኩልና ካብ ስደት መልሱ ምስ ስድራ ያራክበና ኣሜን፫ ጠጡዑሙ ናዓኩም
  • እንካዕ ዳሓን መፃኩም ኣማነይ ኣነ እኘኩካ ስራሕ ክሰርሕ kkkkkkk 👍👍👍👍👍👍👍💔💔💔💔💔💔💘💘💘💘💘💘💘💘
  • @Decinaa
    Well come diki adey mearey wow harif eyu betaimi meharay ketsllu👌
  • Bhaki mhari zekne serh thanks so much so keep it up nezom zedenk ja like tewek endabelna
  • ፋንስ እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ ታይ ድኣ ጠፍእኺ ነይርኺ
  • ኣሹየ ዝፈቱ ላይክ ሃቡኒ እስተ ይስሕቅ ኣሎ መን ኢዚ ቆላዓ ክፈትወኩም ማዓት
  • Sekrnatat enkon dehun metakem ❤️❤️😘😘😘👍👍👍
  • ደቂ ዓደይ መፂእኩም ዲኩም ዘይረአኩኩም ነይረ እንካዕ ዳሓን መፃእኩም
  • ዋውውው ሽኮሪናታት ቀፅልሉ ብጣዕሚ ጎቦዛት
  • ዋዉ እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ሙቁራት ደቂ ትግራይ