ህድሞና ሾው - ጥዑም ዕላል ምስታ ኣላይት ዕውቲ ስድራ ስነጥበባዊት ሰናይት ሓጎስ | Artist Senait Hagos - New Eritrean Show 2024
91,055
2024-07-28に共有
ህድሞና - ገለ ኣይከውንን'የ ብ ዳናይት ዮውሃንስ Gele Aykewnn-Ye by Danait Yohannes - New Eritrean Music 2024
JOIN 👉 youtube.com/channel/UC6quGHtVt4UW-rJgXMn1LZQ/join
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
YouTube - youtube.com/c/HDMONANEBARIT
Facebook - www.facebook.com/Hdmona-Nebarit-214939745704982/
Instagram - www.instagram.com/hdmonanebarit/
TikTok - www.tiktok.com/@hdmonanebarit
Twitter - twitter.com/HdmonaNebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaSenaithagos #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow105
コメント (21)
-
ni senu fishikta ameley,,,kulna artist mengstin hizbn eritrea geza nay bala wey zkone eske nigzala kem jigna harbena ade eritreawit ygbea eu geza you are mother you father pls do it geza nihaba nifti eki trah zibl kelat walahanti aytekiman bejekum bejakum i love you oll 🇪🇷
-
መርሓባ ህድሞና ❤ ብዛዕባ ናይ ሰናይት ሓጎስ ስድራቤት ብጣዕሚ ቡዝሕ ትምህርቲ ተማህርና ኣብ ደቂ ካኣ እቲ ዝገበረቶ ኩሉ ጻምኣ ረክባ ናይ ቢሓቂ ጅግና ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ደቃ ካኣ ሓሳብ ልቦም ይስምረሎም❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
-
ኣነ እዃ ሰኑ ሓፍተይ ስሓቅ ድራራ ኢየ ዝብለኪ ነይረ። ሎሚ ግን ጅግና ሂወት ኢለ ሰሜኪ ኣሎኩ፡ ምክንያቱ ፍረ ማህጸንኪ ዘሎውዎ ደረጃ ስለ ዝመሰጠኒ።❤❤❤
-
ሰናይት ሓጎስ ሽኾር ኣብነታዊት ኣደ ብኩሉ ዕውቲ ኢኪ ብስራሕኪ ይኩን ብትብዓትኪ ከም ሲንግል ኣደ ምንም ከይዓንቀፈኪ ንኩሉ ሰጊርክዮ እንቃዕ ጻማ ጻዕርኪ ኣርእየኪ ህድሞና ነባሪት ነዚ መደብ ምቅራብኩም ደስ ዝብልዩ እንተኮነ ግን ንብዙሓት ህያብ ትዕድሉ ኢኩም ንሰናይት ምስ ደቃ ገለ ህያብ ክትህብዋ ተጸብየ ኔረ ንብሕጂ ውን ገለ ክትሕግዝዋ ተስፋ ይገብር ብካልእ መደብኩም ግን ኣዝየ የድንቀኩምየ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
-
ሰናይት መማህርተይ እያ ኔራ ፣ ብዙሕ ቅርበት ኔሩኒ ኣይብልን ግን ኣብ ሓደ ክላስ ተማሂርና ኢና ፣፣ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኣሜርካ (ካሊፎርኒያ) ብዓውዲ ሕክምና ተመሪቀ ይሰርሕ ኣለኹ ። ሰኑ ድሕሪ ምውጻኤይ ኣብ ፊልምታት ይር'ኣ እየ ፣ ንፍዕቲ ተውሳኢት እውን እያ ፣፣ ቦኽሪ ጓላ ሰኑ ውዕይቲ እያ ምዃና ብ'ኣሉታዊ ሸነኹ ጥራሕ ሰለ ዝረኣየቶ ናብ ምኽልኻል ዘዘንበለ መደረ ገይራ ፣ ነዴኺ ብምጥባቅኪ ድማ የድንቀኪ፣፣ ሰኑ ንስኻቲኩም ኩሉኹም ከይተወለድኩም ከምዚ ሕጂ ማዳ ገጻ ከየባላሸዎ ጸሓይ ትመስል ከላ እየ ዝፈልጣ ፣ ሰኑ ውዕይቲ እያ ፣ ዋዒ ናይ ሰኑ ግን ፍቅሪ ፣ ሓልዮት ፣ ግርህነት ዝተሓወሶ ስለ ዝኾነ ካብ መምሃራና ጀሚርካ ስጋብ ተማሃሮና ንፈትዋ ኔርና ፣ ዓይንኺ ትደፈን ዝብላ ሰብ እውን ኣይነበረን ፣ ምስ ቁንጅናኣ ፣ ምስ ሰሓቃ ምስ ኩሉ ሰብ ዕቢን ንእሽቶን ትሳነ ጥዕምቲ ሰብ እያ ፣፣ ኣብ ኻላኣይ ደረጃ ትምህርቲ ስለ ዝነበርና እቲ ጉብዝና ኔሩ ፣ እቲ መልኽዕ ኔሩ ከም ወዲ እውን ብዙሓት ኣብቲ እዋን ስሙያት ዝነበሩ ደቂ ርኹባት ንዕርኽነት ይደልይዋ ኸም ዝነበሩ ይፈልጥ ፣፣ ሰኑ ግን ኣብ ምስ ኩሉ ምጽዋት ምስሓቅ እንተ ዘይኮይኑ ኣዝያ እድብቲ እያ ኔራ ፣፣ ኣነ በቲ ዝዕዘባ ዝነበርኩ ሰኑ ኣብ ንግዲ ኣትያ ኔራ እንተ ትከውን መድምዔት ይብል ፣ ምስ ሰብ ጽቡቅ ምርድዳእ ኣለዋ ፣ ዓቃል እያ ፣ ቀልጢፋ ኣይትኹርን እያ ፣ ተጻዋቲት ሰሓቂትን ስለ ዝኾነት ኣብ ንግዲ ዓለም ዓቢ ብልጫ ታት ኣለዋ ፣ ኮይኑ ግን ኣብ ስነ ጥበብ ኣትያ ፣ ቅድሚ ምምርዓዋ ሓደ ግዜ ብወዝቢ ተራኺብና ፣ ቁሩብ የዕሊልና ክትምርዖ ምዃና ምስ ነገርትኒ ኣዝያ ን'እሽተይ ብምንባራ ፣ ኣብ ኹሉ ሙያ ድማ ነገራት ትፈታትን ስለ ዝኾነት እቲ ኣብ ሂወታ ክትኾኖ እትድሊዮ ገና ኣብ ምንዳይ ዘላ ኾይና እያ ትስምዓኒ ኔራ ፣ ስድር'ኣ ዝቀልጠፍዋ መሲሉ ስለ ዝተሰምዓኒ ብውሽጠይ ድማ ብሓቂ ድማ ሓዚነ ብድሕሪ'ኡ ንነውሕ ዓመታት ከም ሰበይ ኣብ ስክሪን ጥራሕ እየ ዝር'እያ ኔረ ፣፣ ሎሚ እዛ ፕሮግራም ምስ ተኸታተልክዋ ካብ ልቢ ነብዔ ፣ ሰኒ ደላይት ጽቡቅ ፣ ሰኑ ለዋህ ፣ ገርሂ ፣ ፈቃር በዚ ምሕላፋ የሕሚሙኒ ፣፣ እቶም ውልዶታታ ምስ ተዕዘብክዎም ድማ ኹሉ ኣማሊኡ ዝሃቦም ብሩኻት ቆልዕት ስለ ዝሃባ ተጻናኒዔ ሕጂ ኣብ ኤርትራ ናብ ዕረፍቲ ኣብ ዝመጸሉ እዋን ሓደ ኻብቲ መደባታይ ምስ ሰኒ ምርኻብ እዩ
-
ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ስድራ ፈቃራት ሰኑ ትዓድልኪ ብሩካት ደቅኪ ብሕልፊ እቲ ወዲ ፉሉይ ትሕትና ኣምላክ ፍቅርኩም የብዝሐልኩም 👏🌾🥰
-
ናይ በሓቂ ሰሓቕ ክትስእኖ ከቢድ እዩ ዘይሪሰዓ ቃል ሰኑ
-
"ዝገርም ቃላት የብልርይ ደቂ ሰኑ ሓብትና "" ፍቅሪ'እዮም ; ብጣዕሚ ሕስያላት ኣንበብቲ እዮም !ዋውውውው ዝተባረኸት ስድራ ዕድመን-ጥዕናን ሰሰናዩ ሰኑ ምስ ሽኮሪናታት ደቅኪ ! !! ሓቀይ ሚለ ድምጻ'ሲ ንፌቨን ሳህለ ዶ ትጥዕም ? መልሲ ይጽበ
-
ሰኑ ኣዝያ ውድእቲ ተዋሳኢት እያ፡፡ ደረስትን ኣለይትን ግን ከምቲ ዝድለ ትጥቀሙላ የለኹምን። ጅግና ናይ መድረኽ፡ ጅግና ናይ ሂወት፡ ብሓጺሩ ቃላት ዘይገልጽዋ ሰዓሪት እያ። ኣምላኽ ቤትኪ ይባርኽ።
-
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስድራ መጀመርታ ን ኣዳለውቲ መደብ ህድሞና ምስጋና ምስ ከምዚ ዝበለ ሃብታም ባህልና ጹሩይ ሕብረተሰብ ወይ ውን ስድራ ከምዘለና ተለልዩና ዘለኩም ምስጋና ብምቅጻል ኤርትራዊት ኣደ ከመይ ምካና ምሳሌ እያ ብጣዕሚ የድንቀኪ ብምቅጻል ንደቃ ዘለኒ ኣድናቆት መዔቀኒ የብሉን ለባማት ለባማት ብጣዕሚ ተሓጉሴ እዛ ዓድና ብሓቂ ዘይተበከለ ለባም ዜጋታት ተዕቢ ኣላ ብጣዕሚ ተስፋይ ሰማይ ዓሪጉ ብሓቂ ኤርትራ ጉሓፋ ጸሪጋ ሓደሽቲ ለባማት ዜጋታት ትሃንጽ ኣላ ኣነ ንባዕለይ ኣብ ኣሜሪካ ስደት እየ ዘለኩ ስለዚ ኣነን ካባይ ዝነኣሱን ጉሓፍ ሓንጎል ዘለና እንቃዕ ወጻናላ እዚ እንስሳ ደንጎላ ዝደራበ ጉሓፍ ኣተሓሳስባ ዘለዎ እንካዕ ካብ ኤርትራ ጽርግ ኢሉ ወጸ ንጹሃት ኣክበርቲ ወለዶምን ሃገሮም ተስፋ ሃገር ዝኮኑ ዜጋታት ንርኢ ኣሎና ደስ ኢሉና የቀንየልና ህድሞናን ሓፍትናን ምስ ስድራኪ ብከመይ ሓጎሰና ነዛ ሓፍትናን ደቃን ክንገልጸላ ንደሊ ቴሌፎና ሊንክ ግበሩልና ዝከኣል እንተኮይኑ የቀንየልና ኩልኩም
-
ኣሰይ ዝወለደስ ይታሓጎስዳኣየ ሰኑ ሓፍተይ ዕድመኪ ሙሉኡ ሑጉስቲ ይግበርኪ ❤❤❤❤❤❤❤
-
ሰኑ ብልጽቲ ስነ ጥበባዊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋዜጠኛታት ኣቤት ትሕትና ደስ ክብሉካ ❤❤❤
-
እዛ ዓባይ ጋላስ ንፌቬን ሳህለ ትመስል❤
-
LAMEKEY I AM SO HAPPY TO SEE YOU I WAS YOUR TEACHER .YOU WERE A BRILLANT STUDENT FROM THE BEGINNING ❤❤❤
-
ሰኑ ብጣዕሚ ጽቡቓት ስድራ ኣርኢኽና ፡ሰኑ ሓያል ፡ ሰሓቒት ተዋዛዪት ኢኺ ። መልእኽተይ ናብ ሚሉ እዩ ሚሉ ሓፍተይ ትግርኛ ተዛረቢ ምስ ናይ ይቕሬታ ። ኣነ ብሓይሊ ትግርኛ በቃ ተማዊተ ኢየ ክኢለዮ ምኽንያቱ ኣብ ካናዳ ምዕባይ ንትግርኛ በዳሂ ስለ ዝኾነ ማሌተይ እየ ። very well , keep it up .
-
ከምዝኦም ዓይነት ዓዉታት ስድራ ኩሉ ግዜ ኣምጹኡልና❤❤❤
-
ሰኑ ጻዕዳ ርግቢት ምስ ደቅኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤
-
ሰኑ ሐፍተይ ብታሚ እየ ዘድንቀኺ አምላኽ ዕድመን ትእናን ይምነየልኩም ምስዞም ምቁራት ደቅኺ ህድሞና ኸአ ብታሚ ነመስግነኩም 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
-
እዋይ ሰኑ ግን ማራ ኢኺ ኣንበሲት ደቅኺ ካኣ ትሕትንኦም መግለጺ የብለይን ጥዕናን ሳሓቅን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤
-
እዛ ዓባይ ጎላስ ወላ ድምጻ ኣዘራርብኣ መልክዓ ፈቨን ሳህለ'ዶ ትመስል?