🛑 ኣዋልድ ኣብ ሽንቲ ቤት እየን ፎቶ ዝለዓላ። ስዋ ከመይ ከምዝስራሕ ብዝርዝር ኣረዲኣትና።ተኣምረኛ ቖልዓ ኣብ መደብ ተኣምራውያን part 16

59,984
0
Publicado 2024-05-11
share..like..subscrib ብምግባር መደባትና ይከታተሉ።

Todos los comentarios (21)
  • @user-ky7bo8mu8p
    ካላኣይ ማዓልቲ ኣምፀአያ ብማርያም❤❤❤❤❤
  • @Yakie33
    ኣብ ሂወተይ በዛ ምቅርቲ ቆልዓ ጌረ ተገሪመ ኣይፈልጥን በጃኻ ካልኣይ ግዜ ኣምጻኣያ ❤ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ❤
  • @KhanKhan-re3mq
    መምህር ልሎሞይ 😂ዳኒ ሓወይ ሓፍተይ አላ ከራኽበካዶ ክተቅርባ❣️❣️❣️❣️❣️
  • @hagostesfay8999
    በጣም የምትገርም ልጅ ናት እድሜና ጤና ይስጣት ❤❤❤❤ ትግርኛ መጻፋ አልችልም ይቅርታ
  • ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ብዘይ ኣቦ ካብ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ዝተወለደ እዩ እምበር ኣይተፈጠን ሎቱ ስብሐት ፈጣሪ ዓለማት እዩ☦️❤
  • @SenedTube
    ምቅርቲ ብጥበቡ የዕብይኺ እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
  • @user-de3zb3en5e
    ወይ ናይ ሎሚ ቆልዑ ብጣዕሚ እትም ዝገርሙ እቲ ትናጎሮ ንባዕሉስ ናስተውዓለት ከም ዓብዪ ሰብ ኣሜን ዛጎለይ ንዓኩም ክብል ዓድና ሰላማ ይመልስልና❤❤❤❤
  • ዳኒ ሓውና ስለ እቲ ቋንቋና ንኽፈልጡ ትህቦ ትምህርታዊ ምኽሪ ክንእደካ ይግባእ ቀፅሎ
  • @tekluhailu2413
    ድንቅ እና እስተዋይ የሆንሽ ልጅ ነሽ ። ፈጣሪ በጥበብ አና በሞገስ ያሳድግሽ ። በቀጣይ ትግራይ ተስፉ እንድሆንሽ አምናለሁ በርቺ
  • @gsjshd3479
    እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዐብኪ ማዓረይ ን2ይ ግዜ ኣቅርበልና ዳኒየይ❤
  • @user-gf4ze4ez1s
    ሉቱ ስብሃት ጎይታ እኮ ቅድሚ ዓለም ካብ ኣቦ ብዘይ ኣዶ ድሕሪ ዓለም ካብ ኣዶ ብዘይ ኣቦ እዩ ዝበሃል ኣቦ ኣዶ የብሉን ኣይበሃልን ብዘይ ኣዶን ኣቦን ዝተፈጠረ ኣዳም እዩ ብጣዕሚ የሕዝን ህዝበይ ሰኣን ፍላጥ ይጠፍእ እቶም ህፃናት ዝፈልጥዎ ዓበይቲ ዝተበሃልኩም ዘይምፍላጥኩም ሎሚ ሻላ ቴክኖሎጂ ኩሉ ኣብ ኢድና እዩ ዳንኤል ማለት ድማ እግዚአብሔር ዳኛ እዩ ከምኡዉን መድሓኒት ማለት እዩ ብመንገዲ ቅዱስ ያሬድ ይምረሐና
  • @user-zs1rr4bo6c
    ትኣምረት ዘለዋ ቆልዓ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብጥበበ ይዓቢኺ ዛጓለይ ዳኒኤለይ እውን እምላኽ ይባርኽ ዛሓውና ቀጽለሉ❤
  • @samer-wh6rk
    ዝተፈለየት ቆልዓ ብትክክል ትፈለ እያ እግዚእብሔር አምላክ ብጥበብ የዕቢኪ❤❤ ኣብታ ሕቶ ዝሓተት እካ ንሳ መሊሳታ እያ ኣቦና ኣዳም እዩ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ምቅርተይ❤ እግዚእብሔር ኣምላክ ቅድሚ ዓለም ዘነበረ ንዓለም ዝፈጠረ እግዚእብሔር ኣብ እግዚእብሔር ወልድ እግዚእብሔር መንፍስ ቅድስ እዩ ዳሕራይ ዘመን ድማ ናይ ኣቦና ኣዳም ሓጥያት ንክድምስስ እግዚእብሔር ወልድ ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱ ከብ ኣድና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ካብ ስጋኣ ስጋ ካብ ነብሳ ነብሲ ወሲዱ ተዉሊዱ ንብል ኣምብር እዮሰሰ ክርስቶስ ተፈጣሪ ኣይንብልን ምክንያቱ እዮስስ ክርስቶስ ንሱ ፈጣሪ ባዕሉ እዩ ክብሪ ንስሙ ይኩን ስለዚ እብዚ መንፈሳዊ ሕቶ ክትሓቱ ኩሉኩም ወይ ክትሕተቱ ከለኩም ንፅር መልሲ ወይ ተፈልጥዎ ተከይንኩም ትምልሱ እንድሕር ዘይተረዳኣትኩም ግን ኣይፈልጣን ክብ መልሲ ክንማሃር እዉን ዓብይ ትምህርቲ እዩ እና አሕዋተይ ኣብ መንፉሳዊ ሕቶ ብዝተካኣለና መጠን ተጠንቂቅን ክንምልስ ኣለና እና ዳንየይ ለ ቀፅለሉ ዝሓወይ ፅብቅ መደብ እዩ ኩሉ ጊዜ ዝብህጎ ነበርኩ መደብ ከምዚ ዓይነት እዩ
  • እንቃዕ ብድሓን መፃእኩም ደስ ዝብል ሕቶ መንፈሳዊ ሕቶታት ብምሕታትካ ደስ ኢልና እግዚአብሔር ልምንታይ እዩ ፈጢርና ደስ ዝብል ሕቶ ልሎሞይ ቀፅለሉ መንፈሳዊ ነገር ናሓወስካ ህፃናት መንፈሳዊ ነገራት እንተፈሊጦም ብንእሽቶዮም ሕልኖኦም ኩፉት እዩ🙏🙏🙏
  • I am Eritrea but l love you child Tgray. Mara gn gerimni mare kndzi xom qolu neqihom so qexlwo ajokum.....
  • @alganeshberhe314
    ሽኮሪና ንቕሕቲ ብልሂ እግዛብሄር ይመስገን ክምዚኦም ክንሪኢ ዝገበረና።ክብርን ሞጎስን ንስወአትና ንዚ ክንሪኢ ዝገበርኩምና። 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
  • @user-up2rp7wr1x
    እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕቢኺ ወለላይ❤❤❤
  • @samerasoos9074
    ጎይታናን መዳሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ፈጣሪ እንበር ፊጡር ኣይኮነን ለቱ ሰባሃት
  • @rahel7771
    ክክክክክ ሓዊ ዝኾነት ሕጻን ኣታ እዝስ ክጠፍአካ ማ የበለቶይ ኣብ ሃይማኖታ ኣዝያ ንፍዕቲ ሕጻን እግዚብሔር የዕብያ