🛑 ኣዋልድ ኣብ ሽንቲ ቤት እየን ፎቶ ዝለዓላ። ስዋ ከመይ ከምዝስራሕ ብዝርዝር ኣረዲኣትና።ተኣምረኛ ቖልዓ ኣብ መደብ ተኣምራውያን part 16

59,984
0
2024-05-11に共有
share..like..subscrib ብምግባር መደባትና ይከታተሉ።

コメント (21)
  • ካላኣይ ማዓልቲ ኣምፀአያ ብማርያም❤❤❤❤❤
  • @Yakie33
    ኣብ ሂወተይ በዛ ምቅርቲ ቆልዓ ጌረ ተገሪመ ኣይፈልጥን በጃኻ ካልኣይ ግዜ ኣምጻኣያ ❤ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ❤
  • መምህር ልሎሞይ 😂ዳኒ ሓወይ ሓፍተይ አላ ከራኽበካዶ ክተቅርባ❣️❣️❣️❣️❣️
  • በጣም የምትገርም ልጅ ናት እድሜና ጤና ይስጣት ❤❤❤❤ ትግርኛ መጻፋ አልችልም ይቅርታ
  • ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ብዘይ ኣቦ ካብ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ዝተወለደ እዩ እምበር ኣይተፈጠን ሎቱ ስብሐት ፈጣሪ ዓለማት እዩ☦️❤
  • @SenedTube
    ምቅርቲ ብጥበቡ የዕብይኺ እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
  • ወይ ናይ ሎሚ ቆልዑ ብጣዕሚ እትም ዝገርሙ እቲ ትናጎሮ ንባዕሉስ ናስተውዓለት ከም ዓብዪ ሰብ ኣሜን ዛጎለይ ንዓኩም ክብል ዓድና ሰላማ ይመልስልና❤❤❤❤
  • ዳኒ ሓውና ስለ እቲ ቋንቋና ንኽፈልጡ ትህቦ ትምህርታዊ ምኽሪ ክንእደካ ይግባእ ቀፅሎ
  • ድንቅ እና እስተዋይ የሆንሽ ልጅ ነሽ ። ፈጣሪ በጥበብ አና በሞገስ ያሳድግሽ ። በቀጣይ ትግራይ ተስፉ እንድሆንሽ አምናለሁ በርቺ
  • @gsjshd3479
    እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዐብኪ ማዓረይ ን2ይ ግዜ ኣቅርበልና ዳኒየይ❤
  • ሉቱ ስብሃት ጎይታ እኮ ቅድሚ ዓለም ካብ ኣቦ ብዘይ ኣዶ ድሕሪ ዓለም ካብ ኣዶ ብዘይ ኣቦ እዩ ዝበሃል ኣቦ ኣዶ የብሉን ኣይበሃልን ብዘይ ኣዶን ኣቦን ዝተፈጠረ ኣዳም እዩ ብጣዕሚ የሕዝን ህዝበይ ሰኣን ፍላጥ ይጠፍእ እቶም ህፃናት ዝፈልጥዎ ዓበይቲ ዝተበሃልኩም ዘይምፍላጥኩም ሎሚ ሻላ ቴክኖሎጂ ኩሉ ኣብ ኢድና እዩ ዳንኤል ማለት ድማ እግዚአብሔር ዳኛ እዩ ከምኡዉን መድሓኒት ማለት እዩ ብመንገዲ ቅዱስ ያሬድ ይምረሐና
  • ትኣምረት ዘለዋ ቆልዓ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብጥበበ ይዓቢኺ ዛጓለይ ዳኒኤለይ እውን እምላኽ ይባርኽ ዛሓውና ቀጽለሉ❤
  • @samer-wh6rk
    ዝተፈለየት ቆልዓ ብትክክል ትፈለ እያ እግዚእብሔር አምላክ ብጥበብ የዕቢኪ❤❤ ኣብታ ሕቶ ዝሓተት እካ ንሳ መሊሳታ እያ ኣቦና ኣዳም እዩ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ምቅርተይ❤ እግዚእብሔር ኣምላክ ቅድሚ ዓለም ዘነበረ ንዓለም ዝፈጠረ እግዚእብሔር ኣብ እግዚእብሔር ወልድ እግዚእብሔር መንፍስ ቅድስ እዩ ዳሕራይ ዘመን ድማ ናይ ኣቦና ኣዳም ሓጥያት ንክድምስስ እግዚእብሔር ወልድ ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱ ከብ ኣድና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ካብ ስጋኣ ስጋ ካብ ነብሳ ነብሲ ወሲዱ ተዉሊዱ ንብል ኣምብር እዮሰሰ ክርስቶስ ተፈጣሪ ኣይንብልን ምክንያቱ እዮስስ ክርስቶስ ንሱ ፈጣሪ ባዕሉ እዩ ክብሪ ንስሙ ይኩን ስለዚ እብዚ መንፈሳዊ ሕቶ ክትሓቱ ኩሉኩም ወይ ክትሕተቱ ከለኩም ንፅር መልሲ ወይ ተፈልጥዎ ተከይንኩም ትምልሱ እንድሕር ዘይተረዳኣትኩም ግን ኣይፈልጣን ክብ መልሲ ክንማሃር እዉን ዓብይ ትምህርቲ እዩ እና አሕዋተይ ኣብ መንፉሳዊ ሕቶ ብዝተካኣለና መጠን ተጠንቂቅን ክንምልስ ኣለና እና ዳንየይ ለ ቀፅለሉ ዝሓወይ ፅብቅ መደብ እዩ ኩሉ ጊዜ ዝብህጎ ነበርኩ መደብ ከምዚ ዓይነት እዩ
  • እንቃዕ ብድሓን መፃእኩም ደስ ዝብል ሕቶ መንፈሳዊ ሕቶታት ብምሕታትካ ደስ ኢልና እግዚአብሔር ልምንታይ እዩ ፈጢርና ደስ ዝብል ሕቶ ልሎሞይ ቀፅለሉ መንፈሳዊ ነገር ናሓወስካ ህፃናት መንፈሳዊ ነገራት እንተፈሊጦም ብንእሽቶዮም ሕልኖኦም ኩፉት እዩ🙏🙏🙏
  • I am Eritrea but l love you child Tgray. Mara gn gerimni mare kndzi xom qolu neqihom so qexlwo ajokum.....
  • ሽኮሪና ንቕሕቲ ብልሂ እግዛብሄር ይመስገን ክምዚኦም ክንሪኢ ዝገበረና።ክብርን ሞጎስን ንስወአትና ንዚ ክንሪኢ ዝገበርኩምና። 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
  • እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕቢኺ ወለላይ❤❤❤
  • ጎይታናን መዳሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ፈጣሪ እንበር ፊጡር ኣይኮነን ለቱ ሰባሃት
  • @rahel7771
    ክክክክክ ሓዊ ዝኾነት ሕጻን ኣታ እዝስ ክጠፍአካ ማ የበለቶይ ኣብ ሃይማኖታ ኣዝያ ንፍዕቲ ሕጻን እግዚብሔር የዕብያ