Full Show | Mahlet Gebregiorgis | ማህሌት ገ/ጊዮርግስ | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show

2024-07-28に共有
►Subscribe For More:    / @wediromit  

Mahlet Gebregiorgis | ማህሌት ገ/ጊዮርግስ | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show

🔶እተን ደርፊታት ክንእንግደኩም ዘይካኣልናሉ ምኽንያት ብናይ YouTube Copyright ሕጊ መሰረት ከም ዝኾነ ክትፈልጡልና ንሕብር።

unauthorized use, distribution, and re-upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2024 Wedi Romit

#wediromit #wediromitshow #eritrea #tigrignamusic #ethiopianews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmusic #ወዲሮሚጥ #ሰርፀብርሃንታደሰ #ethiopiamusic @WediRomit ​ #tigrignamusic #tigrinacomedy #ethiopianews #tigraynews #gereemun #ገሬእሙን

コメント (21)
  • @WediRomit
    Subscribe ዘይገበርኹም እሕዋትና Subscribe ብምግባር ንዛ ቻናልኩም ዝኾነት ወዲ ሮሚጥ ሾው ብዝበለፀ ንክትሰርሕን ደረጅኡ ዝሓለወ ሰራሕቲ ሒዛ ክትመፅእ ንበረታታዓያ።
  • ወዲ ሮሚጥ እንቋዕ ብሰላም መፃካ ዩትቡ ድማ ኣብዝላዓለ ደረጃ ነብፀሐሉ ተጋሩ ☝️
  • @YonasOkubay
    ካብ ናይ ተጋሩ አርቲስት ዘድንቖ ወዲ ሰሊየ ክኸውን ከሎ ካብ ደቂ ኣንስትዮ ካኣ ማህሌት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
  • @TesfayBeyene
    እስኪ ናይ ማሂ ኣድነቅቲ ዝኮንኩም ፍቅርኩም ግለፁላ ❤
  • @romanroman2419
    ማሂተይ ማዓረይ ለባም ትዕግስተኛ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏🤲🙏✝️🥰🥰
  • @hrithrit5716
    ዘመና ኣለምሰገድ ኣምፀአልና ወዲ ሮሚጠይ🤲
  • ማሂየ ሽኮር ውርዚቲ ኮኾብ ናይ ትግርኛ ዘያሚት ንግስትና ኢኺ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ🙏💕
  • @azebnerea937
    ወዲ ሮሚጥ ከምዚ አይመሰለንን ነይሩ። ኸዚ ግን ውሕሉልን ዘመናዊ ጋዜጠኝነት መሰረት እምኒ ዝተኸለ ንሰማዕን ንተጠያቕን ምቾት ዝህብ አንደኛ ever ኾይኑ አግንዬዬ። በርትዕ
  • @andomkbrom8072
    WOWማሂ ብልጽቲ ወናኒት ዳይመንድ ልቦና🙏👑💖👑🫶💖👑👑👑👑
  • romit king music ❤❤❤ ውዕለታኩም ይበዝሐና ኣሎ ብሓቂኣድነቅትካ ጅግና ሃብሮም ንስካ ትፍለ ኢካኢሎምካ ኢለው ❤❤❤
  • @rahelestif2112
    ስነ ስርዓት፣ዓቕሊ፣ካናሪ ድምፂ ኩሉ ዝዓደላ ማሂተይ ናትና ንፈትወኪ ነኽብረኪ።
  • ወዲ ሮሚጥ ጅግና ማሂየይ ውን ይፈትወኪ❤❤❤❤❤
  • ❤❤❤❤❤❤ለባምን ወረጃን በዓልቲ ኣዝዩ መሳጢ ቃናን ዜምን ኢኪሞ ቀጽልዩ❤❤❤❤❤❤❤
  • @sarassss5088
    ማሂየ ብልፅቲ❤ዘመን ኣለምሰገድለ ኣምፀአልና ወዲሪሞጥይ
  • @kalMHe
    Mahlet zelewa dimtsi nay bhaki eyu zgermeni ! Wow! Much love🇪🇷
  • የኣ ደርፈታት ታጋሩ ዘድንቆም ሰለሙን ኣብርሃም ማሃሌት በጣዓሚ ኢየ ዝፈትዎም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
  • @user-se4tq4kg2l
    ማሂተይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወዲ ሮሚጥ የቀንየልና ሶሎምን ይኩኖ ኣምላክ ኣቅርበልና ❤❤❤❤
  • @user-cp1sv2bq1h
    ታጋዳላ እንትብሉኒ ኩርዓት እዩ ዝስምዓኒ ፣ ስዕልኩም ሪኤዩ ን... ደራስን ዳይረክተር ኣታክልትን ነጋ , ኩናማ ኪዳነ ሃይለ እንታይ ኢሎም ብሓንቲ ቃል ገሊፃማ እርንብቲ ፀባይ እዚ ሱቁ ኢሉ ዝቅዳሕ ኣይኮነን ከይድ ህንፀት እዩ ፁቡቅ እዚ ካብ በልኩ ኣብ መድረክ ታይ ተጋንፎ ረኪባ ኩሉ ልፈልጦ እዩ እቲ ናይ ጥበብ ስርዓት ከምዘሎ ኮይኑ እናቀተላ ሱቁ ኢላ ክትሪኦ ነይርዎዶ ዝወሰደቶ ስጉምቲ ንከያኒት ማህሌት ኣይገልፃን ይኩን ድኣምበር ሰናይ ስጉምቲ ከምዚኦም ዝበሉ ወራዳታት ኣፋቲ ከምዝ ዝበለ መድረክ ከምዚ ዝገበረ ሕሰብዎ ኣብካሊእ ረዳእስ ሰማዕን ኣብዘይብሉ ኣሻሓት ማህሊታት ከምዝቀትል ! ይቅር በሉለይ ልልበልክዩ ማሂ ለባም እድመይ ጥዒናይ ይሃብኪ ሰናይ ጊዜ ንኣክን ንስድራክን ማሂ ኩናመኛ ድገሚ ናይ ኢሮፕ ናይ ራያን ካልኮት ክተዚሚ ኣለኪ ኣሎ ዓቅሚ ክእለት ተወፈይነት ዲሲፕሊን "ካብ ያ ፀዋዩኡ ደጋሚኡ " የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ ...