ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 34 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 34
64,110
Publicado 2024-07-28
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika.com/video
Facebook: www.Facebook.com/LeleMusika
Google Plus: plus.google.com/u/0/106009089158160487284
Instagram: www.Instagram.com/LeleMusika
#Brey #tigrignadrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - Gere 2 (ገሬ 2) - ...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - Barchu (ባርቹ) - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lominat Hayelom - S...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Zew New (ዘው ነው) -...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) - Number One Gi...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya & Wedi Fetaw - ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiwala (ንዒዋላ) | Ne...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding Music 2019 - Ge...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ) - Kolea Tigray...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Sebey (ከም ሰበይ) - N...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef Kef (ኬፍ ኬፍ) - N...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Selamye (ሰላም ሰላምየ...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiopia (ኢትዮጵያ) - Ne...
Todos los comentarios (21)
-
ተከታተልቲ እዛ ፍልሚ ድንግል ማርያም ካብ ክፍኡ ነገረ ተሓልኩም ❤❤ ላይክ ሃቡን አሕዋተይ
-
ተከታተልቲ እዛ ፊልሚ ኩሎኩም ድንግለ ማርያም ካብ ክፉእ ነገር ተሓልወና💞🙏💞ኣሜን
-
እዛ ከምነት ተንብቡ ዘለኩም ቅዱስ ሚካኤል ካብ ክፍእ ይሰውርኩም ስደትና የሕፅረና ፈጣሪ ሓላለተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቁራተይ ብታ ትፈትውዋ ወላድትኩም ሰለ እትገብሩለይ የመስግነኩም💞💞💞☕️☕️☕️☕️💖💖💝💝💝
-
🌿ተከታተልቲ እንዳ ብረይ ❤እንኳዕ ንኣደዊትና ቅድስት ድንግል ማርያም ብሰላም አብፀሐና ረዲኤት በረከታ አይፈለየና💝🌿እማፍቅር2⃣1⃣♥
-
ተከታተልቲ እዛ ፈልሚ ኩሎኩም እግዚብሔር ኣምላክ ካብ ክፉእ ነገር የሓልወና እሜን❤❤❤❤
-
ናይብረይ ተከታተልቲ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣዴና በረከትን ረዲኤትን ኣይፈለይኹም ብሽም ኣዴና ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
-
ተጋሩዋኒ ፁሩያት ይመችኩም መበሊ ዓሰርተ ሹደሽተ እየ ዋ ላይክ ሃቡኒ❤❤❤
-
😢እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ብረይ ምንጪ ሓጎሰይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 ሕቡሸይ ከማይዶ ትኮኑ ኮሞንት ምንባብ ዝተወለፍኩም😂😂😂😂😂
-
ዲዝኣ ተንቡ ዘሎኹም ደንግል ማሪያም ሓሳብ ልብኹም ትምልኦሉኹም❤❤👏
-
ተከታተልቲ እዛ ፈልሚ ድንግል ማርያም ትሓልዉኩም ኣብ ዓደን በረካን ዝለኩም ኣሐዋተይ ማዓረይ❤❤❤🎉
-
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ🙏🏽🌿🌼💙🕯️21🕯️💙🌼🙏🏽🕊️ እንኳዕ ናብ ክብረ በዓል ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብሰላምን ጥዕናን ኣብፀሐኩም/ና ✝️🙏🏻🌿ፀጋኣን በረኸታን ኣይፈለየና ኣሜን✝️🌸🙏🏻💒🌹🕯️21🕯️
-
ተጋራዋይ ቀድምክምኒ እንኳዓ ብዳሓን መፃእኩም እንዳ ብራይ ሽኮራተይ ብብዘልክምዎ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ትሓልውና ትሓልውኩም ስስክራይብ ግብሩለይ ክብራተይ ክምልስ እየ ኣነለ ንታዓበበ❤❤❤❤
-
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ወላዲተ ኣምላክ ትሓሊኩም ❤21ኣማላድነታ ምስ ኩልና ይኩን ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ፅዮነይ ህዝብኪ ሓደራ😊
-
መንፀገባ ክትስንብድ ከላ ሰሓቅ የ ቁስል ዝብል😂😂😂😂አንካዓ ከዓ ብሰላም መፃአኩ ተጋሩዋይ❤🎉
-
እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም ኣቱም መስትያትና ደቂ ታ ሓላል መሬት 💞❤️💛💗😍🌹
-
ኣዝያ እትምስጠንን ብተመስጦን ኣቓልቦይ ሂበ ዝከታተላ ድራማ ብረይ! ተዋሳእትን ደራስን ዓቢ ሞሳ ይዂንኲም።
-
ትግራይ ሃገር እያ ትብሉ subscribers gberu ኣይኾነትን ትበሉ like
-
ብረይ ብስመይ ልተሰየመት ድራማ ብስመይ ላይክ ሃቡኒ ደቂ ሪመይ 😂😂😍😍😍
-
ንኩሉኩም ተከታተልትን ተዋሳእትን እንዳ ብረይ እንኳዕ ንወርሓዊ አደነ ድንግል ማርያም አብፀሐኩም ፍትዋተይ
-
ኮሜንታተር ደስ ክብል መን ኣሎ ካማይ ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ሽም ክላዓልን ክምስገንን ከሎ ደስ ዝብሎ ድንግል ማርያም ስደትና ተሕፅረልና ደቂ ዓደይ መዓርይ(💛❤)