🛑 ወዲ ባቡን ዕዱምን ዝተገረሙሉን ዝተሓበንሉን ተኣምረኛ ህፃን። ከምልጠኩም ዘይግባእ መደብ።part 25
9,469
Published 2024-07-28
All Comments (21)
-
ቃደመይቲ እየ ተጋርዋይ እስኪLike በሉኒ ርሑስ ዕለተ ሰንበት ይግበረልኩም
-
የዕብኻ ትግራይ ተዓዲላ።ኤረ ሽልማት ክንእሶ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም።ሓጎሰይ ወሰን የብሉን። ባዕሉ ሚለነር እዩ ክኸውን ።እረ ኢደይ ኢድካ ኢልና ነምህሮ ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
-
የቀንየልና ዳኒ ሓወይ ብጣዕሚ ብሉፃት ቆልዑ ኢኻ ተቅርበልና ዘለኻ ቀፅለሉ 50K አእቲናያ ንሕደር ተጋሩዋኒ ሚድያና ነዕቢ ❤❤
-
ዋውውውው ቀፅሉሉ ደስስስ ዝብል እዩ እዚ መደብ ❤❤❤ እሰይይ ዝወደይ የዕብይካ መዓረይ ተጋሩዋኒ ፅሩያት ኣለም❤❤❤💝👏👏👏
-
መዓረይ ጣፋጭ ዝኾነ ቆልዓ እግዚአብሔር በጥበቡ ያዕብኻ 🙏🥰💝
-
ብጥበቡ የዕቢካ ካብ ዓይኒ ይምሓርክ እግዚአብሔር እምላክ ካለላ ይኩንካ ዝወደይ🙏❤
-
ሽኮር የዕብኻ ።ከምዚ ጵሩያት ክርእየም ከለኹ ከመየ እየ ድሕጎስ።ኩሉ ነገሩ ደስ ክብል ንፉዕ የዕብኻ። ከምዚ ጌርካ አብ ሚድያ እንድሕር መጲኦም ብዙሓት አለው ሞራል እዩ ድማ ነቶም ካሎኦት ቆልዑ ብነጳነት ይዓብዩ።ብጣዕሚ ዝነአድ ፕሮግራም እዩ።❤❤❤❤❤❤❤❤
-
ኣሰይ ህጻን እንኻሎ ክነፍዕ ኣነሰ 100 ጥራሕ ይፈልጥ ኣቡኡ ተባረኩ ስድሩኣ ብጥበበ ይዕቢካ ዛወደይ ዲኒኤል ለ ቀፅሉ ንፈትወካ ኢና❤
-
ደቂ ዓደይ ማዓረይ ዕድመ ይሃብኩም ደቂ ትግራይ ክሕሎ!! ኣብ 5ተ ዓመተይ ኣይኮነን ሐዝለ ቁጽሪ ምንባብ ኣይከእልን 😢ዓድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ
-
ምቅረይ ኣታ እዝስ ይፍለ እዩ ገረ ፈትየይ ክሞት እለ ዕድመ ያሃብካ ፈጣሪ ዝወደይ🥰🥰🥰
-
ሙድ ኣይትሓዚ ዋይ ኣቲ😂ሳሓቅ ቃቲሉኒ እኒአኻ ቆልዓ ጅቡዕ❤❤ወዲ ባቡ ክብረት ይሃብካ❤ዳኑዋይለ ክብረት ይሃበልና ቀፅለሉ❤
-
ብጥበቡ የዕቢካ ዝወደይ ተሰፊ ትግራይና ❤❤❤ኣነሰ ተሓጉሰ
-
ውይ ንወድ ባቡስ ኣነ ውን ክረኽቦ ይደሊ እየ ዝጅግና❤🎉❤
-
በስመአብ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብኻ ኣነ እኳ ሰበይቲ ምልእቲ ካብ ብሊየን ኣይሓልፍን😂😂😂
-
ናይዚ ማይኽ ድምፂ ግን ፅቡቅ የለን ንፁር አይኮነን ይጋዋሕ አሎ ሉለይ ብዝተረፈ ይመችኩም🤙💘
-
ብጣዕሚይ ልገርም ጥበብ ዝወደይ ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብይኻ❤🙏 ተጋርዋኒ ንዳኒ ሓዉና #50k በፂሑ ኣሎ ሃየ ናብ 100k ነብፀሐዮ❤
-
ኣነ ናይ ሙዚቃ ደጋፊት የኾንኩይ ልወድባቡ ግን ሪአ ኣይሞንዮን 😢ክትፍ ኢሉ ንዑዑ ዝመስል ወደኾይ ነይሩኒ ሞይቱስ ኩሉ ግዜ ንሱ እዩ መሲሉ ዝስመዐኒ😢😢
-
ብኡነት ትገብሩዎ ዘለኩም ስራሕ ክትምስገኑ ይግበአኩም አዩ ኣብ ህጻናት ትገብሩዎ ዘለኩም ቃላት ስኢነልኩም ተገዳስነትኩም
-
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዝወደይ ሙቁር ዝኮነ ቆልዓ ወዲ ባቡለ የክብርኻ ዝሓወይ❤🙏
-
ዕድመ ይሃብኩም ደቂ ትግራይ ክሕሎ❤❤❤❤❤❤❤