መጽሓፍ ብርሃን ኣእምሮ ምሉእ ትርኻ፣ Banabooks.com

593,421
215
Published 2023-05-14
ሰላም ትኸታተልቲ መደብና፣ ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል ዝኾነ ዝትፈላለዩ መጽሓፍቲ ብ ድምጺ ኣብ ቐጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና፣ ከምኡ ውን መሃርቲ ዝብልናዮም ምደባት ከነቕርብ ምኻና ኽንሕብረኩም ንፈቱ። ንትህብና ደገፍን ምትብባዓን ኣዚና ነመስግን። ዝትፈላለ ሕቶታትን ብዛዕባ መጽሓፍቲ ኽትእዝዙ ምስ ትደልዩን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻና 004917620344938 ወይ www.banabooks.com ተውከሱ።

All Comments (21)
  • @meteratv8866
    ኣብዛ ጊዜ ትሰምዕዋ ዘለኩም like
  • ጅግና መጽሓፋ ብኣካ ጥራሕ ክንበብ ኣለዋ ❤❤. ሂል ኣቦ ስነ ልቦናናናና ዝፈትዋ ደራሲ🥰😊
  • ክብረት ያሃበልና ክቡር ሓዊ ብጣዓሚ ትምስጥ መጽሓፍ ከምኡ ካኣ ደስ ዘብ ድምጺ ኣንብባን ኩሉ ኮታ❤❤❤❤
  • እዛ መጽሓፍ ናይ ብሓቂ ከማርእስታ ብርሃን ኣእምሮያ ካብዛ ብዙሕ ዘገድሰንን ዝጠቅመንን ነገራት ተማሂረ ለኹ። ቀዳምነት ንደራሲ ብምቅጻል ነቲ ብውሕሉሉን ብብሉጹን ንሰባት ከምትርድኣና ገይሩ ናብ ቃንቃ ኣዴና ገምጢሉ ክንማሃር ዝገበረና ኩቡር ገምጣሊ ከምኡ ናዓኻ ዉን ንኩቡር ኣንባቢ ጥዑም ድምጺ ለካ ንክትሰምዖ ባህ ዘብል ነቲ ጥዑም ድምጽኻ ጥበብም ክእለትን ኣናብባ ምስተሓወሶ ካኣ ዝያዳ ናብ እዝኒ ሰማዒ ብዘይ ዝኮነ ጸገም ሰቲት ኢሉ ንከኣቱ ኣብቂዕዎ ስለዚ ንኹላትኩም ካብልብየ ዘመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ ኣብቀጻሊ ብሉጽ ዝበልኩሞ መጻሕፍቲ ሒዝኩሙልና ክትመጹ ዓቢ ተስፋለኒዩ ኣይትጥጥኡና።
  • @sidetkertet6545
    Eza mexihaf btaemi ab hiwete lewti rekibela aleku yeqeniyeley, ❤❤❤❤❤❤
  • @mekseb12mekseb12
    ብጣዕሚ መሃሪት ኣነ ካብ ሕጂ ኣእምሮይ ለዉጢ ከምጻእ ክጽዕር ኢየ ❤
  • @sabateame7312
    ዋው ንፉዕ አንባቢን ጸሐፍትን ኢኹም ብጣዕሚ የቀንየልና ዘዕውት ስራሕ ብራቮታት 🦾🦾🦾🦾💯💯💯❤️👍🙏
  • ክብረት የሃበልና ክቡር ሓው ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ብዙሕ ንመሃር ኣለና። ዕድመን ጥዕናን የሃብካ መድሃኔ ዓለም።
  • ናይ በሓቂ “ብርሃን ኣእምሮ” የቀኔልና ብሩክ ቀፅሎ ኢካ ፅቡቅ ድምፂ ኣለካ👍🏾💜
  • የቀንየለይ ኩቡር ሓወይ ናይ ብሓቂ ብርሃን ኣእሙሮ። ኣነባባካ ብጣዕሚ እዩ ዝገረም በጃካ ኣይትጥፈና ከምዚ ዝበሉ መፅሓፍቲ በቲ ጥዑም ድምፅካ ኣቅርበልና ኣብ ሙሉእ ህይወትካ ጠጥዕሙ ይምነየልካ ኩቡር ሓው
  • @shewit19
    ተባረኽ ጥዑም ድምፁ❤
  • ናይባሓቂ ብርሃን ኣአምሮ ኑኡሰይ ቀጽሎ ከምዚ ዓይነት መሃሪ መጽሓፍ ኣበይ ይርከብ ብዙሕ ትምህርቲ ኣለዋ።
  • @selamselam2754
    ዋዉ አንባቢ ይኹን ደራሲ100% ከምዛ መፅሓፍ እዚኣ ተመሲጠ ዝሰማዕክዎ መፅሓፍ የለን። በርትዑ!
  • @user-dl1vk1jp3k
    ብሓቂ ኑፉዕ ነዛ ቨድዮ ምሰ ሰማዕኩ ሓጎሰ ተሰሚዒኒ
  • @selam801
    ዋው ከም ገለ ዓይነት ብልጽቲ መጽሓፍ thank you ሓው❤😊
  • @yariedabrham
    ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ Thank you Bro
  • @yeebyotesfa3694
    የቀንየልና ደስ ዝብል ኣናብባ ብሓቂ ብርሃን ኣእምሮ ❤❤❤❤❤
  • @NiceNice-ff3fb
    🙎🙏🕴 🕴🕴🕴🕴በ 🕴🕴🕴 የቀንየልና ደሰ ዝብል ትምህርቲ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉