መጽሓፍ ብርሃን ኣእምሮ ምሉእ ትርኻ፣ Banabooks.com

593,421
215
2023-05-14に共有
ሰላም ትኸታተልቲ መደብና፣ ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል ዝኾነ ዝትፈላለዩ መጽሓፍቲ ብ ድምጺ ኣብ ቐጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና፣ ከምኡ ውን መሃርቲ ዝብልናዮም ምደባት ከነቕርብ ምኻና ኽንሕብረኩም ንፈቱ። ንትህብና ደገፍን ምትብባዓን ኣዚና ነመስግን። ዝትፈላለ ሕቶታትን ብዛዕባ መጽሓፍቲ ኽትእዝዙ ምስ ትደልዩን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻና 004917620344938 ወይ www.banabooks.com ተውከሱ።

コメント (21)
  • @meteratv8866
    ኣብዛ ጊዜ ትሰምዕዋ ዘለኩም like
  • ጅግና መጽሓፋ ብኣካ ጥራሕ ክንበብ ኣለዋ ❤❤. ሂል ኣቦ ስነ ልቦናናናና ዝፈትዋ ደራሲ🥰😊
  • ክብረት ያሃበልና ክቡር ሓዊ ብጣዓሚ ትምስጥ መጽሓፍ ከምኡ ካኣ ደስ ዘብ ድምጺ ኣንብባን ኩሉ ኮታ❤❤❤❤
  • እዛ መጽሓፍ ናይ ብሓቂ ከማርእስታ ብርሃን ኣእምሮያ ካብዛ ብዙሕ ዘገድሰንን ዝጠቅመንን ነገራት ተማሂረ ለኹ። ቀዳምነት ንደራሲ ብምቅጻል ነቲ ብውሕሉሉን ብብሉጹን ንሰባት ከምትርድኣና ገይሩ ናብ ቃንቃ ኣዴና ገምጢሉ ክንማሃር ዝገበረና ኩቡር ገምጣሊ ከምኡ ናዓኻ ዉን ንኩቡር ኣንባቢ ጥዑም ድምጺ ለካ ንክትሰምዖ ባህ ዘብል ነቲ ጥዑም ድምጽኻ ጥበብም ክእለትን ኣናብባ ምስተሓወሶ ካኣ ዝያዳ ናብ እዝኒ ሰማዒ ብዘይ ዝኮነ ጸገም ሰቲት ኢሉ ንከኣቱ ኣብቂዕዎ ስለዚ ንኹላትኩም ካብልብየ ዘመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ ኣብቀጻሊ ብሉጽ ዝበልኩሞ መጻሕፍቲ ሒዝኩሙልና ክትመጹ ዓቢ ተስፋለኒዩ ኣይትጥጥኡና።
  • Eza mexihaf btaemi ab hiwete lewti rekibela aleku yeqeniyeley, ❤❤❤❤❤❤
  • ብጣዕሚ መሃሪት ኣነ ካብ ሕጂ ኣእምሮይ ለዉጢ ከምጻእ ክጽዕር ኢየ ❤
  • ዋው ንፉዕ አንባቢን ጸሐፍትን ኢኹም ብጣዕሚ የቀንየልና ዘዕውት ስራሕ ብራቮታት 🦾🦾🦾🦾💯💯💯❤️👍🙏
  • ክብረት የሃበልና ክቡር ሓው ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ብዙሕ ንመሃር ኣለና። ዕድመን ጥዕናን የሃብካ መድሃኔ ዓለም።
  • ናይ በሓቂ “ብርሃን ኣእምሮ” የቀኔልና ብሩክ ቀፅሎ ኢካ ፅቡቅ ድምፂ ኣለካ👍🏾💜
  • የቀንየለይ ኩቡር ሓወይ ናይ ብሓቂ ብርሃን ኣእሙሮ። ኣነባባካ ብጣዕሚ እዩ ዝገረም በጃካ ኣይትጥፈና ከምዚ ዝበሉ መፅሓፍቲ በቲ ጥዑም ድምፅካ ኣቅርበልና ኣብ ሙሉእ ህይወትካ ጠጥዕሙ ይምነየልካ ኩቡር ሓው
  • @shewit19
    ተባረኽ ጥዑም ድምፁ❤
  • ናይባሓቂ ብርሃን ኣአምሮ ኑኡሰይ ቀጽሎ ከምዚ ዓይነት መሃሪ መጽሓፍ ኣበይ ይርከብ ብዙሕ ትምህርቲ ኣለዋ።
  • ዋዉ አንባቢ ይኹን ደራሲ100% ከምዛ መፅሓፍ እዚኣ ተመሲጠ ዝሰማዕክዎ መፅሓፍ የለን። በርትዑ!
  • ብሓቂ ኑፉዕ ነዛ ቨድዮ ምሰ ሰማዕኩ ሓጎሰ ተሰሚዒኒ
  • @selam801
    ዋው ከም ገለ ዓይነት ብልጽቲ መጽሓፍ thank you ሓው❤😊
  • @yariedabrham
    ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ Thank you Bro
  • የቀንየልና ደስ ዝብል ኣናብባ ብሓቂ ብርሃን ኣእምሮ ❤❤❤❤❤
  • 🙎🙏🕴 🕴🕴🕴🕴በ 🕴🕴🕴 የቀንየልና ደሰ ዝብል ትምህርቲ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉