Kemalatkum - ገሬ እሙን Part 9 -New Ethiopian Tigrigna Comedy- gere Emun - (FULL) 2019

Publicado 2019-05-26
Kemalatkum - New Ethiopian Tigrigna Comedy- gere Emun - ገሬ እሙን Part 9 (FULL) 2019
© Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
#Gereemun#ፋራ መከራ ተኸታታሊ ድራማ ትግርኛ Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries

Todos los comentarios (21)
  • @hagosbereke2762
    ገርየ ያሆ ክክክክክ ከፍ ኣለካ ንፉዓት ኣጆኩም ካብ ኤርትራዊ ሓዉኩም
  • @efremteshome2518
    ውውውው ጽቡቅ ስራሕ ኣጀኩም ቀጽልዎ ብጣዓሚ ኢኩም ንፍዓት Efrem teshome ይብሃል eritreawi ኢየ
  • @sikublessed8147
    ጌር ሽኮርርር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
  • ንጌርየ እሙን ዝፈቱ በቲ ልሙድ ጽፍዑኒ ሓውኩም ኤርትራዊ ካብ ካናዳ ሳብስክራይብ ምግባር ድማ ኣይትሕመቁ
  • @selamselam5449
    እንዳ ዘብርኣብሩክ ዓይነይ ደኣ ናበይ ከይዶም
  • @Hana-sb5ws
    ኣኛ ጀኾር ♥ አይይ ጌኘዋይ (ኣኛ ዘብራአሩክ ሽኮር ከ ናበይ ህልም ኢሎም አብ ጎንኹም እና ደቒ ዓደይ ማዓረይ
  • ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ገሬ እሙን ኣጆኻ ፡ ዝዓርከይ ጽቡቅ ገጸ ባህሪ ኢዩ ዘለካ የኔ መኽሰብ
  • @user-eb7rg1id1r
    ገሬ ሽኮር ሓሪፊ ስራሕ እዩ በርትዑ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ርግአት ክዓ ብደምቢ ስርሕዬ እቲ ፅብሒ አይጥዕምን ኢልኪ አሎ ገሬ
  • @MP-lu8mh
    እንዳ ገሬዋ እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም ። 😊
  • @mosstekle9935
    ጆኪር ኣስሊ ሽጋኩም ክክክክ🇪🇷🇩🇪
  • @fasikafasika1729
    እዚ ትግርኛናስ እናሰነነን እናማዕበለን ይኸይድ ኣሎ ሎምስ ናይ ካልእ ቃንቃን ሃገራትን ፊልምን ምራኣይ ገዲፍናዮ የሕዋት ከለናስ ሰእን ለባም መጣዓረቂ ተናቒትና ጸኒሕና። ካብዛ ሰላም ትኸውንስ ኩሉ ካብ ትግራይ ዝፍኖ ስርሐይ ኢለ ክከታተሎ ጀሚረ። እኾካትኩም ቀጽልዎ ። ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ።
  • @user-fj5xb4ny6v
    እንኻዕ ደሓን መፃኹምና ሽኮሪናታት😍😘
  • ሰላም ቀፅልሉ ፅቡቃተይ ክክክክክክክክክክ ፋራ እኮ እየ ዕላማ ለለኒ ገሬዋ ፍትዉ
  • @user-do7gy1fu6z
    ሰላም ሙቁራት ፍጥረት ሰላምኩም ይብዛሕ ,ሹኮሪናታትትትት
  • ብጣዕሚ ማሃሪትን ኣዛናጋዒትን ናይ ትግርኛ ኮሜዲ እቲ ንዓመታት ሲኢናዩ ዝነበርናዮ ናይ ትግርኛ ኮመዲ ብተጋሩ ተካሒስና፡ዓወትን ኣሳልጦን ምንነየልኩም ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ
  • ገሬ እሙን ቡሉጽ ናይ ብሓቂ።መኣረምታ፡ቅድሚ ምብራኽካ ቆቢዕ ካብ ርእስኻ ኣውጽእ ደኣ ኣብላ።ኣቕሪበ ኢየ።