Kemalatkum - ገሬ እሙን Part 9 -New Ethiopian Tigrigna Comedy- gere Emun - (FULL) 2019

2019-05-26に共有
Kemalatkum - New Ethiopian Tigrigna Comedy- gere Emun - ገሬ እሙን Part 9 (FULL) 2019
© Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
#Gereemun#ፋራ መከራ ተኸታታሊ ድራማ ትግርኛ Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries

コメント (21)
  • ገርየ ያሆ ክክክክክ ከፍ ኣለካ ንፉዓት ኣጆኩም ካብ ኤርትራዊ ሓዉኩም
  • ውውውው ጽቡቅ ስራሕ ኣጀኩም ቀጽልዎ ብጣዓሚ ኢኩም ንፍዓት Efrem teshome ይብሃል eritreawi ኢየ
  • ንጌርየ እሙን ዝፈቱ በቲ ልሙድ ጽፍዑኒ ሓውኩም ኤርትራዊ ካብ ካናዳ ሳብስክራይብ ምግባር ድማ ኣይትሕመቁ
  • እንዳ ዘብርኣብሩክ ዓይነይ ደኣ ናበይ ከይዶም
  • ኣኛ ጀኾር ♥ አይይ ጌኘዋይ (ኣኛ ዘብራአሩክ ሽኮር ከ ናበይ ህልም ኢሎም አብ ጎንኹም እና ደቒ ዓደይ ማዓረይ
  • ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ገሬ እሙን ኣጆኻ ፡ ዝዓርከይ ጽቡቅ ገጸ ባህሪ ኢዩ ዘለካ የኔ መኽሰብ
  • ገሬ ሽኮር ሓሪፊ ስራሕ እዩ በርትዑ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ርግአት ክዓ ብደምቢ ስርሕዬ እቲ ፅብሒ አይጥዕምን ኢልኪ አሎ ገሬ
  • @MP-lu8mh
    እንዳ ገሬዋ እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም ። 😊
  • ጆኪር ኣስሊ ሽጋኩም ክክክክ🇪🇷🇩🇪
  • እዚ ትግርኛናስ እናሰነነን እናማዕበለን ይኸይድ ኣሎ ሎምስ ናይ ካልእ ቃንቃን ሃገራትን ፊልምን ምራኣይ ገዲፍናዮ የሕዋት ከለናስ ሰእን ለባም መጣዓረቂ ተናቒትና ጸኒሕና። ካብዛ ሰላም ትኸውንስ ኩሉ ካብ ትግራይ ዝፍኖ ስርሐይ ኢለ ክከታተሎ ጀሚረ። እኾካትኩም ቀጽልዎ ። ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ።
  • እንኻዕ ደሓን መፃኹምና ሽኮሪናታት😍😘
  • ሰላም ቀፅልሉ ፅቡቃተይ ክክክክክክክክክክ ፋራ እኮ እየ ዕላማ ለለኒ ገሬዋ ፍትዉ
  • ሰላም ሙቁራት ፍጥረት ሰላምኩም ይብዛሕ ,ሹኮሪናታትትትት
  • ብጣዕሚ ማሃሪትን ኣዛናጋዒትን ናይ ትግርኛ ኮሜዲ እቲ ንዓመታት ሲኢናዩ ዝነበርናዮ ናይ ትግርኛ ኮመዲ ብተጋሩ ተካሒስና፡ዓወትን ኣሳልጦን ምንነየልኩም ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ
  • ገሬ እሙን ቡሉጽ ናይ ብሓቂ።መኣረምታ፡ቅድሚ ምብራኽካ ቆቢዕ ካብ ርእስኻ ኣውጽእ ደኣ ኣብላ።ኣቕሪበ ኢየ።