Kemalatkum - New Ethiopian tigrigna comedy fara mekera part 15 (full) 2019
135,774
Published 2019-07-21
© Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
ፋራ መከራ ተኸታታሊ ድራማ ትግርኛ Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries
All Comments (21)
-
ባዓልቲ ገዛይ ለምቅነ ክትወልድ እያ ሞ ላይክ ቃሕ ይብለኒ ሎ ትብላሞ ላይክ ፃዓኑላ ሓደራ ከይተሕፍሩኒ ዞም ደቀይ😘
-
ህዝቢ ትግራይ ኣጆኩም ቀጽሉዎ በርትዑለይ ኣብ ዘለኩሞ ሰላም ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን ካብ ሓውኩም ሸቃ ገጀረት
-
ዋውውውው ጎበዛት ኢኩም ግን ገሬ ግን ክዳን ቅይር ተተብል ፅቡቅ ነይሩ ብዝተረፈ ኩሉ ደስ በሃሊ እዩ ቀፅልሉ
-
ዋው አሕዋትና ናይና ደቂ ጀግና ህዝበ ትግራይ ❤❤❤❤❤
-
ተጋሩ ዓይነይ ብርሃን ገጾም ኣውሊዕ መመወጾም ላይክ ሳብስክራይብ ጸፊዕኩምኒ እስከ ሕለፉ ተጋሩ ሽኮራት
-
በጃኩም ኣምሓርኛ ኣይትሓውሱ ቃንቃና ንሓሉ ካብ ኤርትራዊ ሓውኩም 🇪🇷❤️🇪🇹
-
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ዝኮነ ስራሕ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ በጃኩም ኣይትጥፍኡና ገሬ ኡሙን እውን ናበይ ከይዱ ዝጠፍአ
-
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ኣነ ነዛ ተዋስኦ ብናተይ ርድኢት ክትርጉማ ከለኹ ካብ ምሒር ርሕቐታ ዝተበገሰ ሱቕ ኢለ ይስሕቕ 🤣🤣🤣 It is deep idea and deep message to those people who live in ignorance, Keep up! the amazing composition,
-
ገሬ እሙን ዝረኣየ ዓይኑ ይብራሕ
-
Awetey shikor 😂😂 very proud of you 👏👏 Ayekum Nayna ❤️
-
ኣታ ሰሓቅ ቀቲልኩምኒ ክክክክክክ So ገሬዋይ እንኳዕ ሓጎሰካ 😍😍😍😂😂😂😂
-
Eseyyyyyy enkae dhan metsaekum 💕💕💕💖💖💖💖💖 i misss you
-
Wellll come inkan dahen mesakum deki tigray mekiseb.
-
Enkae bdahn metsekum atum harifat ajokum😍😍😍😍😍😍
-
wawwwwwww it's so great deki abeyety Love youuuuuuuu!!!!!!!::::
-
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ እንዳ ጸጋዋይ !
-
ገርየዋይ ብዓል ስኒ እንዃዕ ናበይንካ ገበሮ😆😆😆😆😆 ፀጋዋይ ና እኽሊ ደስስ ክብሉኑ ንኩልኩም ሰላምኩም የብዘሐዮ ኣብ ዘለኩምዎ ኣኣኣ እዛ ወድዛ ዝትብል ብጣዕሚ ካብ ዝተናድደኒ ነገር እያ ደሞ ፀርፊ ኣይትጠቀሙ
-
ከመዓላትኩምየ
-
ክኽክክክኽ እንታይ ክንብል ብጣዕሚ ጽቡቅ ዕድመ ይሃብኩም ቡርካተይ ሰብ ላዛ😊😚😘.
-
Des behalo deki adey❤❤❤