Kemalatkum - New Ethiopian tigrigna comedy fara mekera part 15 (full) 2019

Publicado 2019-07-21
Kemalatkum - New Ethiopian tigrigna comedy fara mekera part 15 (full) 2019
© Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
ፋራ መከራ ተኸታታሊ ድራማ ትግርኛ Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries

Todos los comentarios (21)
  • @ktube2655
    ባዓልቲ ገዛይ ለምቅነ ክትወልድ እያ ሞ ላይክ ቃሕ ይብለኒ ሎ ትብላሞ ላይክ ፃዓኑላ ሓደራ ከይተሕፍሩኒ ዞም ደቀይ😘
  • @binijoy9670
    ህዝቢ ትግራይ ኣጆኩም ቀጽሉዎ በርትዑለይ ኣብ ዘለኩሞ ሰላም ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን ካብ ሓውኩም ሸቃ ገጀረት
  • @tsegaarefayne438
    ዋውውውው ጎበዛት ኢኩም ግን ገሬ ግን ክዳን ቅይር ተተብል ፅቡቅ ነይሩ ብዝተረፈ ኩሉ ደስ በሃሊ እዩ ቀፅልሉ
  • @user-yv2cs8ml7k
    ዋው አሕዋትና ናይና ደቂ ጀግና ህዝበ ትግራይ ❤❤❤❤❤
  • @MOHA-pp6tq
    ተጋሩ ዓይነይ ብርሃን ገጾም ኣውሊዕ መመወጾም ላይክ ሳብስክራይብ ጸፊዕኩምኒ እስከ ሕለፉ ተጋሩ ሽኮራት
  • በጃኩም ኣምሓርኛ ኣይትሓውሱ ቃንቃና ንሓሉ ካብ ኤርትራዊ ሓውኩም 🇪🇷❤️🇪🇹
  • @user-il5zb6ts5o
    ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ዝኮነ ስራሕ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ በጃኩም ኣይትጥፍኡና ገሬ ኡሙን እውን ናበይ ከይዱ ዝጠፍአ
  • 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ኣነ ነዛ ተዋስኦ ብናተይ ርድኢት ክትርጉማ ከለኹ ካብ ምሒር ርሕቐታ ዝተበገሰ ሱቕ ኢለ ይስሕቕ 🤣🤣🤣 It is deep idea and deep message to those people who live in ignorance, Keep up! the amazing composition,
  • @mamisweet4327
    ገሬ እሙን ዝረኣየ ዓይኑ ይብራሕ
  • @user-yd6rs4um5x
    ኣታ ሰሓቅ ቀቲልኩምኒ ክክክክክክ So ገሬዋይ እንኳዕ ሓጎሰካ 😍😍😍😂😂😂😂
  • Eseyyyyyy enkae dhan metsaekum 💕💕💕💖💖💖💖💖 i misss you
  • @NaTe-ep6be
    wawwwwwww it's so great deki abeyety Love youuuuuuuu!!!!!!!::::
  • @tesfutesfa5006
    ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ እንዳ ጸጋዋይ !
  • @user-oy2su2zn6u
    ገርየዋይ ብዓል ስኒ እንዃዕ ናበይንካ ገበሮ😆😆😆😆😆 ፀጋዋይ ና እኽሊ ደስስ ክብሉኑ ንኩልኩም ሰላምኩም የብዘሐዮ ኣብ ዘለኩምዎ ኣኣኣ እዛ ወድዛ ዝትብል ብጣዕሚ ካብ ዝተናድደኒ ነገር እያ ደሞ ፀርፊ ኣይትጠቀሙ
  • @user-gv8kz8yh4h
    ክኽክክክኽ እንታይ ክንብል ብጣዕሚ ጽቡቅ ዕድመ ይሃብኩም ቡርካተይ ሰብ ላዛ😊😚😘.